ትካልና ኦርት ፊዝዩቴራፒ ማእከል መቐለ ኣብ ቓልሲ መጉዳእቲ ስኒ ንዘጋጠሞም ኣባላት ማ/ጉ/ኩ/ት ብጨረታ ናይ ስኒ ድጋፍ ከስርሕ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መጋቢት 21, 2016 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: 26/7/2016 ሰዓት ኣይተገለፀን
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 27, 2016 03:00 ቅደሚ ሰዓት
  • ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ኣብቲ ታሕቲ ዝቅመጡ ዝርዝር መዓቀኒታትን መስፍርትን እትማልኡ ኣብዚ ጨረታ  ንምስታፍ ድልየት ዘለኩም ብምዕዳም ኣብዚ ጨረታ ዝሳተፉ ትካላት ይኩን ዉልቀ ሰባት እዞም ዝስዕቡ መስፈርቲ ዘማልኡ ክኮኑ አለዎም

1 ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ክኮን አለዎ

2 ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅሪ ዘቅርብ ክኮን አለዎ

3 ትሕጃ ብስፒኦ ካብ ዘእተዎ ዋጋ 10 ሚእታዊ ዋጋ ዘይምለስ ከትሕዝ አለዎ

4 ዝዉሃብ ኣገልግሎት ብዝቀረብ ዝርዝር መረዳእታ ክኮን ይግባእ

ዝዉሃብ ግልጋሎት በዚ ዝስዕብ መንገዲ ቀሪቡ አሎ

ተቁ

ዝርዝር ዝወሃብ ዓይነት አገልግሎት

ነፀላ ዋጋ

መብርሂ

1

ምርመራ /Examination/

2

ስኒ መንቃል /Extraction/

3

ስኒ ምሕፃብ / Scaling /

4

ዝተቀበረ ስኒ ምንቃል /Disimpaction/

5

ፃዕዳ ስኒ ምትካል /Arcilic Tooth /

6

ክሮም  ስኒምትካል / Cherom Cobalt Tooth/

7

ሰራሚክ  ስኒምትካል / Ceramic Artifical Teeth /

8

ዝተሰበረ ስኒ  ምትካል  / Splinting By Wire /

9

ዉፃኢን ኣታዉን ስኒ ምትካል  /Rimovable Atifical Teeth/

10

ሱር ሽሕክምና /Root cancel Treatment /

5 ትካልና እዚ ጨረታ ሙሉእ ንሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 ካብ ትካልና ዘቅረቦ ስፐሴፈኬሽን ወፃኢ ዘቀረብ ግልጋሎት ተቀባልነት የብሉን

7 ዝምላእ ጨረታ ስርዝ ልዝ ዘለዎ ተቀባልነት የብሉን

8 ዝሰዓረ ትካል ጨረታ ካብዝተካየደሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር አለዎ

9 ኣድራሻ ትሕቲ ቅዱስ ሚካኤሌ ቤተክርሰቲያን ጎኒ ኢሚግሬሽን ፊት ንፊት ቤ/ፅ ፍርዲ ቤት ወረዳ እንደርታ

ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ 21/7/2016 ዓም ክሳብ 26/7/2016 ዓም

ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት 27/7/2016 ዓም ሰዓት 3ተ ናይ ረፋድ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ