ናይህንፃ መሳርሒ አቁሑት ንምዕዳግ ዝወፀ ምልክታ ፕሮፎርማ
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ክልልትግራይ ዳ/ተር ፋይ/ዕደ/ንብረት ምምሕዳርን ካብ ናይ መደበኛ በጀት 2016 ዓም ህንፃ መሳርሒ አቁሑት ኣወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ፡፡ ስለዚ ክትወዳደሩ ክተቕርቡ/ እትደልዩ ነጋዶ ክተማልእዎም ዝግበኡ ረቑ ሓታት እዞም ዝስዕቡ ኮይኖም ማለት ፤
✓ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎም ናይዚ 2016/ ዓም ዘበን ግብሪ ከፊሎም ንግዲ ፍቓዶም ዘሐደሱን እቲ ኮፒ ምሉእ ወረቐት ኮይኑ ብንፁር ዝርአ ዘቕርቡን ፡፡
✓ ናይ መቕረብቲ ሰርቲፊኬት ናይ 2016 ዓ/ም ዘበን ዝተሓደሰ ብንፁር ዘቕርቡዝኸእሉ።
✓ ናይ ግብሪ ከፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲን ናምበር/ መረዳእታ ከቕርቡ ዝኸእሉ፡፡
✓ ተጫረቲ ኣብ ታሕቲ ዝቐረበሎም መወዳደሪ ሽምን ክታምን ኣድራሻ ዘስፍሩ ክኾኑ አለዎም ፡፡
✓ ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 18/07/2016 ዓ/ም ይኸውን፡፡
✓ ፕሮፎርማ ዝዕፀወሉ ዕለት 20/07/2016 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 11፡30 እዩ፡፡
✓ ፕሮፎርማ ዝኸፈተሉ ዕለት 23/07/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 2፡30 እዩ፡፡
✓ ኣብዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ኣይፍቀድን እንትሃልይዎ ኣብ ምፅራይ ውድቂይግበር ቢሮና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ነቲ ፕሮፎርማ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034-440-24-20 ይደውሉ፡፡
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መፍለዩ | መለክዒ | በዝሒ | ነፀላ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|---|---|
1 | ስሚንቶ | ብኩንታል | 4 | ||||
2 | ጣዉላ ሞራለ | 3*4 | ብቁፅሪ | 10 | |||
3 | ተተካሊ ብረት ብብሎን ዝገጥም | ቁመት 25ሜ ርጉዲ ዙርያ20-25 ሴ/ሜ | ብቁፅሪ | 03 | |||
4 | ጆሶ | ኪ/ግ | 25 | ||||
5 | ኣካራጆ | ሊትር | 07 | ||||
6 | ፃዕዳ ቀለም | ብጋሎን | 02 | በዓል 4 ሊትር | |||
7 | ናይ ዕንፀይቲ ቀለም | ብጋሎን | 02 | በዓል 4 ሊትር |
መተሓሳሰቢ ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ _ ስራሕ ኣብ ጨረታ ሳንዱቕ ከእትዉ ይኸእሉ እዮም።
ድሕሪት