መቐለ ሆስፒታል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ/ከስርሕ ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 17, 2016 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 20, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 20, 2016 04:10 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ፕሮፎርማ ምልክታ

መቐለ ሆስፒታል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ/ከስርሕ ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝግባእ ረቛሒ--

1. ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ፣ ቲን ናምበርን ኣብ ሓዱሽ መቕረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገቡ ምዃኖምን መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ከቕርቡ ዝኸእሉ፣

2. እቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 18/07/2016 ክሳብ 20/07/2016 ኣብ መቐለ ሆስፒታል ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ቁፅሪ 62 ምውሳድ ዝከኣል ኮይኑ ሰዓት 4፡00 ይኸፈት

3. ተጫረቲ ዘሸንፍዎም ኣቕሑት ሰዓርቲ ምዃኖም ካብ ዝፈለጥሉ ዕለት ጀሚሩ ደብዳበ

ካብዝበፀሐኩም መዓልቲ ጀሚሩ ናብ ትካልና ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ኣተዊ ክገብሩ ራ ዝክእሉ/ላ/ሰሪሖም/ሓን ከረክቢ/ባ ዝክእሉ/ላ

4. እዚ ፕሮፎርማ ኣብ መንጎ ተጫረቲን ሆስፒታል መቐለን ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል፣

5. ተጫረቲ ኣብ እትመልእዎ ሰነድን ፖስታን ናይ ትካልኩም ማሕተምን ፌርማን ክዓርፎ ኣለዎ

6. ዝምላእ ዋጋ መቐለ ሆስፒታል ኣብ ዘዳለዎ ቅጥዒ ክኸውን ኣለዎ

7. ሆስፒታልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ሙሉእ ብምሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ