በዚ መሰረት እዞም ዝሰዕቡ ረቋሒታት እተማልእ ነጋዲ ክትሳተፉ/ፋ ትኽእሉ/ላ::
መምርሒ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ
1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም::
2. ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ በቲ ዘርፍ ዘለዎ::
3. ናይ ግብሪ ከፈላይ ቁፅሪ /TIN/ ዘለኩም::
4. ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቐት ክቕርብ ዝኽእል::
5. ምሰ መወዳደሪ ዶክመንትኹምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትኽእሉ ምኳንኩም እናገለፀና መወዳደሪኩም ሽም፣ኣድራሻን፣ ናይ ትካልኩም ማህተምን ፣ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፓሰታ ካብ ዕለት12/07/2016 ዓ/ም ክሳብ 17/07/2016 ዓ/ም ሰዓት 4.00 ክትቕርቡ/ክትወዳደሩ ትክእሉ፡፡
6. እቲ ፕሮፎርማ ዕለት17/07/2016ዓ/ም ሰዓት4.30ኣብ ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ቁፅሪ 08 ይከፈት ::
7. ብእቲ ዝቐርብ ፅሬቱ ዝሓለወ ክኸውን አለዎ እንተዘይኾይኑ ግን ተቐባልነት የብሉን::
8. አብ ዋጋ መውሃቢ ሰነድ ስርዝ ድልዝን ግልፂን ዘይኾነ ዋጋ ምምላእ ተቐባልነት የብሉን::
9. ካብዚ ዝተሓተተ ንብረት ወፃኢ ብባዕልኻ ዓይነት ቸይርካ ዋጋ ምምላእ ብፍፁም አይፍቀድን::
10. እዚ ሰነድ ጨረታ ፕሮፎርማ እዙይ ኣብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ቤት ፅ/ት ቤት ምኽሪ ክልል ትግራይ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ኾይኑ ሰለ
ዘግልግል እቲ ንብረት አብ ኢዶም ምህላዉ አረጋጊፆም ዋጋ ይምልኡ::
11. ስለዚ ኣነ በዓል ትካል ነዚ ዝተወዳደርኩሱ ስዓራይ እንተኮይነ ነቲ ቤት ፅሕፈት ብዘይምትእጉጓል ኦርጅናል ዝኮነ ሰራሕ
ብስፈሰፊኬሽን መሰረት ንከቕርብ ሓላፍነት ወሲደ ተስማሚዔ ኣለኩ::
12. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎረማ ተራእዪ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጅሚሩ ክሳብ 7 ናይ ሰራሕ መዓልቲ ይኸውን::
13. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ፕሮፈርማ ብክፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዪ::
14. ናይ ቤት ፅሕፈትና ቲን ቁፅሪ 0026444876 ከምዝኮነ ንሕብር::
15. አቲ ሰነድ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቁፅሪ 08 ኣታዊ ትገበር::
16. ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና መፂእካ ምውሳድ ይከኣል::
17. ንተወሳኺ ሓብሬታ ብሰልኪ ቁፅሪ ☞ - 03 44-41 65 70/0945825857/0914748486 ሓዱሽ ህንፃ ፊትንፊት ርእሰ ምምሕዳር ክ/ ትግራይ
No | ዓይነትን ብረት | መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | መብርሂ |
---|---|---|---|---|---|
1 | RAM | 3050(4GB) | ቁፅሪ | 03 | |
2 | RAM | 3050(4GB) | ቁፅሪ | 05 | |
3 | Internal Hard Disk | 1 TB | ቁፅሪ | 05 | |
4 | HDMI to VGA | ቁፅሪ | 02 | ||
5 | Iron Soldering | ቁፅሪ | 01 | ||
6 | Lead wire(0.8) | (0.8) 200G | ፓኬት | 02 | |
7 | Laptop Hard Disk | 1TB | ቁፅሪ | 03 | |
8 | Remote Battery | 1.5V | ቁፅሪ | 10 | |
9 | Paste | ቁፅሪ | 05 | ||
10 | Laptop battery | Compatible With -CS03xL | ቁፅሪ | 01 | |
11 | Laptop Battery | Compatible With -PAS024U- | ቁፅሪ | 02 | |
12 | Computer Speaker | 1BRS Dell | ቁፅሪ | 01 | |
13 | Battery ንድምፂ መቅረፂ | LR03 AAA 1.5V | ቁፅሪ | 20 |
ነዚ ቅጥዒ ዝመለአ ነጋዳይ
ፊርማ
ሰቁ
ድሕሪት