ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሰነዳት ሒሳብ 2015 ዓም ብናይ ደገ ኦዲተር ( External Auditor) ዝምልከቶም ሰብ ሞያታት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 መለለይ ንግዲ ፍቃድ ቲን ናምበር ምስ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

3 ቫት ተመዝጋቢ ዝኮኑን ዝተመዝገብሉ መረዳእታ ናይ ጥሪ ወርሒ 2016 ዓም ዲክለራሲዩን ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ዝተሐደሰ ምዝገባ መቅረባይነት 2016 ዓም ከቅርብ ዝክእል

5 ደረጃ/ ብርኪ’’ Grade A ‘’  ዘለዎም

6 ካብ Accounting & Audit Board of Ethiopia ሞያዊ ብቅዓት መረጋገፂ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል

7 ጨረታ መከበሪ ሰነድ ብስፒኦ ብር 10000 / ዓሰርተ ሽሕ/ ከቅርብ ዝክእል

8 ናይ መወዳእታ ዉፅኢት ኦዲት ዉዕሊ ካብ ዝተኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ ተከታታሊ 30 መዓልቲ ወዲኡ ከረክብ ዝክእል

9 ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈትና ማሕበር ልምዓት ትግራይ / ጥቃ ቤተ መንግስቲ ሃፀይ የሃንስ / ቢሮ ቁፅሪ 100  እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ጀሚሩ ኣብ ሰራሕ ሰዓት ብር 100 ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል

10 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ፋይናንሻልን ቴክኒካልን ደክመንት ማህተምን ገይሮም ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕን ነንበይኑ ብፖስታ ብምፍላይ ኣብ ሰራሕ ሰዓት ካብ 29/6/2016 ዓም እስካብ 13/7/2016 ዓም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ቢሮ ቁፅሪ 135  ዝርከብ ሳንዱቅ ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ

11 ስፒኦ ንበይኑ ተዓሺጉ ወይድማ ምስ ኦርጅናል ቴክኒካል ሰነድ ተተሓሒዙ ኣብ ዝተጠቀሰ ሰዓትን ዕለትን ናብ ጨረታ ሳንዱቅ ከእቲ ይግባእ

12 እዚ ጨረታ ስዒርካ ተብሃሊ ኣብ ዉሽጢ 7 መዓልቲ ዘየመትእ ዉዕሊዝክእል

13  እቲ ዋጋ ክምላእ ከሎ ምስ ቫቱ ምካኑን ዘይምካኑን ብንፁር ክቅመጥ አለዎ ብንፁር እንተዘይተፈሊጡ ምስ ቫቱ ከምዝተመልአ ተሓሲቡ ይግበር

14  ኣብቲ ጨረታ ሰነድ ሙሉእ ሽምን ማህተም እቲ ትካል ክጥቀስ ይግባእ

15 ንዝበለፀ ሐበሬታ ዝርዝር ድሌት መግለፂ ኣብዚ ጨረታ ሰነድ( Request for Propsal /PFP/ ተተሓሒዙ ይርከብ

16ማ.ል.ት እቲ ጨረታ ሰነድ ሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

13 እዚ ጨረታ ዕለት 13/7/2016 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:00  ኣብ ቤት ፅሕፈት ማ.ል.ት ይክፈት

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s