ወረዳ ሰሓርቲ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ንናይ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሰራሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 21, 2016 ( ቅድሚ 7 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 28, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: ሳሓርቲ ሳምረ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 28, 2016 08:45 ደ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ዝተሐደሰ ናይ 2016 ዓም ንግዲ ፍቃድ

2 ቲን ናምበር : ዝተሐደሰ መቅረባይነት : ናይ 2016 ዓም ቫት ዲክለር ዝተገበረሉ መረዳእታ ዘቅርብ

3 ናይ ጨረታ ሰነድ ካብ 20/6/2016 ዓም ክሳብ 28/6/2016 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓተ አቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ሰራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ንሕድሕድ ሰነድ ዘይምለስ ብር 100 ብምክፋል ክወስዱ ይክእሉ

4 ናይ ጨረታ ሰነድ ብኦርጅናልን ኮፒን ብፖስታ ዝተዓሸገ ገነዘብ ክሳብ 28/6/2016 ዓም ኣብ ወረዳ ሳሕርቲቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ አብ ወርሒ ለካቲት ዕለት 28/6/2016 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓሺጉ ሰዓት 8:45 በዓሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ ይክፈት

6 መክበሪ ጨረታ ብር 5000 ብስፒኦ ዝተረጋገፀ ናይ ባንኪ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል ክከዉን አለዎ

7 ብጥረ ገንዘብ ተቀባልነት የብሉን

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ አማራፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914199837 / 0940960145

ድሕሪት
ጨረታ መደብ