1 ናይ ዘርፉ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ መቅረባየነትን ደብተር ዘለዎ ናይ ግብሪ መክፈሊ መለለይ ቲን ቁፅሪ ዘለዎን ኮፒ ኣብ ፖስታ ዉሸጢ ገይሩ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል ብተወሳኪ ካልኦት ጠቐምቲ መረዳእታታት ተወሲኮም ኣብ ፖስታ ተዓሺጉም ከቅረቡ ይክእሉ
2 እዚ ጨረታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ጊዜ ለካቲት 12- 20 /6/2016 ዓም ኣ/ግእዝ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ከዓ ሕጋዊ ወኪላት ኣብቲ ዝተረከብሉ በቲ ዕለት ሰዓት 20 /6/2016 ዓም ኣ/ግዝ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ሰዓት ኣብ ከተማ ዓ/ዓዲ ናይ ኣርሚ 60 መ /ድ ዘ/ ፋይናንስ ቢሮ ይክፈት
3 ናይ ጨረታ መከበሪ 3000 / ሰለስተ ሽሕ / ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል
ንተወሳኪ ሐበሬታ ኣብቲ ደኩምንት ይመልከቱ
ዝርዝር ናይ ባኒ ዝምልከት
ተቁ | ዝድለ ዓይነት ባኒ | ስፐስፊኬሽን | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ነፀላ ዋጋ | መብርሂ |
ፅሬቱ ዝሐለወ ዝበሰለን ዘይታቃፀለን | ሐደ ባኒ 115 ግራም ኮይኑ መዚኑ ከቅርብ ዝክእል | ብቑፅሪ | 01 |