ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ትግራይ ኣብ 2016 በጀት ዓመት ዝተፈላለዩ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት: ፅሬት መሳርሒ : ፅሕፈት መሳርሒን አናእሸተይ መሳርሒ ፅሕፈት : ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 በቲ ዘርፊ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ሰራሕ ፍቃድ ዘለዎን ከቅርብ ዝክእል

2 ግብሪ ከፋሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን ዝተመዝገበን መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ቫት ተመዝጋቢ ዝኮነን መረዳእታ ከቅርበ ዝክእልን ክወዳደር ይክእሉ

4 ጨረታ ሰነድ ካብ ዞባ ምዕራብ ምምሕዳር ጉጅለ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 4 ግዝያዊ ኣድራሻ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ጥቃ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ምምሕዳር ቅድመ ሐዚ ሴሜን ምዕራብ ፍትሒ ዝነበረሉ ህንፃ ብምቅራብ ዘይምለስ 100 ንኩሎም ምድበ ጨረታ እናከፈሉ ካብ ዕለት 12/6/2016 ዓም ክሳብ ዕለት 21/6/2016 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓት ምግዛእ ይከኣል

5 ሰነድ ጨረታ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወጨረታ ሳንዱቅካብ ዕለት 12/6/2016 ዓም ክሳዕ 22/6/2016 ዓም በቢ ምድቡ ንሕድሕድ ሐደ ኮፒ ብምግባር ብዝተዓሸገ አታዊ ይግብር

6 እቲ ጨረታ ዕለት 22 /6/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ንጉሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:00 ንጉሆ ይክፈት

7 ተወዳደርቲመከብሪ ጨረታ ብር 3000 ንፅሬት መሳርሒ : 5000 ንፅሕፈት መሳርሒ አናእሽተይ መሳርሒ ፅሕፈትን : ብር 10000 ንኤሌክትሮኒክስ ከምእዉን ብር 10000 ንናይ መኪና መለዋወጢ ንሕድሕድ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ  ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና  ባንኪ ስፒኦ ወይም ብጥረ ገንዘብ ከትሕዝ ዝክእል

8 ተወዳደርቲ ቤት ፅሕፈትና ንዘሓቶም መረዳእታት ዋና ቅዳሕን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

9 ኣብ ጨረታ ኣሸናፊ ዝኮኑ ተወዳደርቲ ዉዕሊ ከብ ዝአሰረሉ ምዓልቲ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 7ተ ተከታታሊ መዓልቲ ኣብ ቤት ፅሕፈት ዞባ ምዕራብ ምምሕዳር /ሽረ እንዳስላሴ ቤተ ፅሕፈትና ብዘቅርቦ በዓል አፈቲሹ ከረክብ አለዎ

10 ተወዳደርቲ ኣብ ላዕሊ ብዝተገለፀ ብሕድሕድ ዘርፊ ዋጋ መሊአኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ናብ ሳነዱቅ አታዊ ክገብሩ አለዎም

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስለኪ ቁፅሪ 0911056813 / 0914499596

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s