ተጫረቲÂ ከማልእዎ ዝግባእ
- በቲ ዘርፊ ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ፍቓድ ንግዲ ዘለዎ
- በቲ ዘርፈ ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ካርዲ ዘለዎ
- ናይ ቫት ሰርተፊኬት ዘለዎ
- ቲን ናምበር ዘለዎ
- ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድቦንድ ብስም ማእከል ምርምር ሕርሻ አላማጣ ዝተሰርሐ ናይ ምርምርን ላቫላቶሪ ኣቁሑት 3000 ብጥረ ገንዝብ ወይ CPO ቅድሚ ጨረrታ ምኽፋቱ ከትሕዙ አለዎም
- ተጫረቲ ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 30 ብምኽፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 08/07/2008 ጀሚሩ ክሳብ 23/07/2008 ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ኢንስቲትዩት ማእኸል ምርምር ሕርሻ አላማጣ ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል
- እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 23 /7 /2008 ልክዕ ሰዓት 4:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 5:00 ተጫራቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣበ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ኢንስቲትዩት ማእኸል ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 9 ይኽፈት
- ኣብ ዝቀረበ ናይ ጨረታ ዶክመንት ኣብ ሕድሕድ ሰነድ ፌርማን ማህተምን ናይቲ ትካል ክህልዎ አለዎ
- ሰነድ ጨረታ ኦርጅናል (ዋንኡ) ን ኮፒን ብዝተኣሸገ ፖስታ ብምግባር ኦርጅናል ኮፒን መፍለይ ፅሑፍ ከቅርቡ አለዎ
- ጨረታ ሰዓራይ ምስተፈለጠ ዉዕሊ መኽበሪ 10% ብምትሓዝ ካብ ዝአትዉሉ ዉዕሊ እዋን ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 7 መዓልቲ ንብረት ኣታዊ ይገብር
- እቲ ቢሮ በዝሒ ንብረት ክሳብ 20% ምዉሳክን ምቅናስን መሰለ አለዎ
- ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
- ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ 0347740546
ድሕሪት- ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
- ኮንስትራክሽን (1047)
- ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
- ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
- ሕርሻ (508)
- ህንፃ መሳርሒ (7192)
- ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
- ምምካር (180)
- ትምህርቲን ስልጠና (199)
- ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
- ምግብን መስተን (514)
- እግድ (40)
- ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
- ፈርኒቸር (1283)
- ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
- ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
- ጥዕና (266)
- ናገዛ ኣቁሑት (87)
- ኢንሹራንስ (4)
- ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
- መሬትን ሊዝን (59)
- ፅገና (833)
- ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
- መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
- ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
- መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
- ምስሊን ቀረፃን (23)
- ስራሕቲ ሕትመት (1658)
- ስራሕቲ ምልላይ (83)
- ክራይ (737)
- መሸጣ (1182)
- ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
- መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
- ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
- መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
- ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
- ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
- ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
- መኽዝን (33)
- ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
- ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
s