ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ንናይ ዓቃቢ ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ትካላት ንክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 22, 2016 ( ቅድሚ 8 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 24, 2016 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:--
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 24, 2016 09:01 ደ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ማህተም ዝዓረፎ ፓስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ዝወፀሉ ዕለት 22/05/2016 ዓም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 24/5/2016 ዓም 9:00 ሰዓት ኮይኑ ፕሮፎርማ ዝከፈተሉ ድማ ብተመሳሳሊ ዕለት 24/5/2016 ዓም ሰዓት 9:00 ይከዉን

3 ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ግብር ዝከፈሉ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰ መቅረባይነት ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርብ አለዎም

4 ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ከም ዉዕሊ ኮይኑ ስለ ዘገልግል ዕደጋ ፈፃሚን መቅረባይነትን ዝፍርሙሉ ዓምድ ይህልዎም

5 ሰዓራይ ትካል ነቲ ንብረት ብስፕስፊኬሽን መሰረት ፅሬቱ ብበዓል ሞያ ምስተረጋገፀ ናብ ንብረት ክፍሊ አታዊ ይግበር

6 ካብ እቲ ዘዳላናዩ እስፔስፊኬሽን ወፃኢ ምምላእ ፈፂሙ ተቀባልነት የብሉን

7 ቤት ፅሕፈትና ነቲ ፕርፎርማ ብከፊል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰል አለዎ

8 ናይዚ ፕሮፎርማ ፎርሚ ካብ ክ/ክ/ወያነ ቤት ፅሐፈትና ት/ፋይናንስን ከ/ስራሕ ዕደጋ ን/ምምሕዳርን ካበቢ ጅብሩክ ጥቃ ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከባቢ ዉርድ ኢልካ ኣብ ዝርከብ ህንፃ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁ 14 እናመፃእኩም ምዉሳድ ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ