ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ን2008 በጀት ዓመት ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ብርክት ዘበሉ ቀወምቲ ኣቕሑት ከም ፈርኒችር :ሽልፍ :ጠረጴዛን ወንበርን ወዘተ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደለይ ስለዚ ዝምልከተኩም ትካላት በዚ ዝስዕብ ረቁሓ መሰረት ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 8, 2008 (ልዕሊ 8 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 21, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ መጋቢት 21, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝኸፈልኩም ንግዲ ፈቃድ ዝሐደስኩምን::

2 ተጫረቲ ቫት ምምዝጋቦም መለለዩ /ቲን/ ኣብ መቅረባይ ዝተመዝገቡ ምካኖም ናይ መወዳእታ ወረሒ ቫት ዝኸፈለሉ / ድክለራሽን/መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ ክኾኑ አለዎም::

3 ተጫረቲ ናይ መክበሪ ጨረታ ፈርኒቸራት :ጠረዘን :ወንበር ወዘተ ብር 3000.00 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብኢትዩያ ንግዲ ባንክ ካብ ዝተፈለጠ ንግዲ ባንኪ ብዝተረጋገፀ CPO ወይ ቼክ ከትሕዙ አለዎም::

4 ንዝተዳለወ ናይ ተጫረቲ መምርሒን ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዝሐዘን ዘይምለስ ንሕድሕድÂ ደኩመንት ብር 30.00 /ሳላሳ /ብምክፋል አብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ብምዉሳድ ንዝቅርብዎÂ ዝርዝር ጨረታ ሰነድ ዋጋ ብምምላእ ብዝተአሸገ ፖስታ ብምድላዉ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት 07/07/2008 ጀሚሩ ክሳብÂ 21/ 07/ 2008 መዓልቲ ኣበ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምምፃእ ንጨረታ አብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ብምአታዉ ትወዳደሩÂ ትክእሉ::

5 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 21/07/2008 ዓ/ም ሰዓት 6:00 ተዓፅዩ ዕለት 21/07/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣበ ዝተረኸበሉ ባዓል መዚ ልምዓትÂ እቶት ይኽፈት ::

6Â ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ዝሐሸ መማረፂÂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹንÂ ብክፋልÂ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዘተሐለወÂ አዩ::

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 034440 18 75 ደዊልኩም ምጥያቅ ትእኽሉ

NBÂ ኣደራሻና ዓዲ ሓቂ ናይ ማሕበር ጉድአት ኩናት ህንፃÂ 3 ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 5 ጥቃÂ ደደቢት ማክሮ ፋይናንስ

Â

Â

ድሕሪት
ጨረታ መደብ