➢ በቲ ዓውደ ስራሕ ናይዚ ዘመን ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለዎምን መረዳእታ ከቕርቡ ዝኽእሉን፣
➢ መፍለዪ ቁፅሪ TIN (Tax Identification Number) ሰርተፊኬት ዘቕርቡ፣
➢ ተወዳደርቲ መረዳእታኹም ፎቶ ኮፒ ገይርኩም ዋጋ መሊእኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ብምትሕሓዝ ካብ 10/05/2016 ክሳብ ዕለት 14/05/2016 ዓ.ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ፕላኔት ሆቴል ዝርከብ ሰናይ ዘበን ህንፃ 4 ደብሪ ቢሮ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ(ዕዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ምምሕዳር) ኸተቕርቡ ንዕድም፡፡
➢ ግልጋሎት ዝወሃበሉ ን10 (ዓሰርተ) መዓልቲ ይኸዉን፣
➢ ዝቐርብ ደኩመንት ብንፁር ብዝረኣየሉ መንገዲ ኮፒ ተገይሩ ክተሓሓዝ ኣለዎ ብንፁር እንተዘይተራእዩ ግን ካብ ውድድር ወፃኢ ከም ዝኸውን ነፍልጥ፡፡
➢ ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ቫት ዝሓዉስን ዘይሓዉስን ምዃኑ ብንፁር ከቐምጡ ይግባእ ብንፁር ነዘይ ኣቐመጡ ግና ሻት ከምዝሓወሰ ርዱእ ተገይሩ ይዉስድ፡፡
➢ ቤት ዕዮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ብኸፋል ይኹን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝታሓለወ እዩ።
ዝርዝር ዓይነታት ግልጋሎት
ተ.ቁ | ዓይነት ንብረት | መዐቐኒ | በዝሒ | መዓልታዊ ኪራይ ዋጋ ሓደ መኪና |
---|---|---|---|---|
1 | ናይ ፊልድ ተሽከርከርቲ ➢ ናይ ስራሕ ቦታ . . ዞባ ምብራቕ - (ኣዕቢ፣ብዘት፣ ሓውዜን፣ ፍረወይኒ፣ ዕዳጋ ሓሙስ (ስፓ ማይ)፣ ዓድግራት፣ ውቕሮ፣) • ዞባ ማእኸላይ (ዓብይ ዓዲ፣ ማይቀነጣል፣ እ/ፃሕማ፣ እንባስነይቲ፣ ዓዴት፣ራማ ዓዲ ኣርባዕተ፣ እገላ፣ ኣክሱም፣ ዓድዋ፣) . ዞባ ሰሜን ምዕራብ - (ሸራሮ፣ ክሳድ ጋባ፣ ዓድ ዳዕሮ፣ ዓድሃገራይ፣ ሽረ፣ ስንዳባጉና፣ ፅምብላ(ፋብሪካ ማይ ወይኒ፣) ዞባ ደቡብ – (እምባ ኣላጀ፣ ባሕሪ ፀባ፣ ዓድጉደም፣ ቦራ፣ ስላዋ፣ ማይጨው፣ ነቕሰጥ፣ መኾኒ፣) ዞባ ደቡብ ምብራቕ - (መቐለ፣ ሃገረ ሰላም፣ ሳምረ፣ ኣሸጎዳ (ኢታካ ጨርቃ ጨርቅ ፋብሪካ) ➢ ዓይነት ተሽከርከርቲ- ኮብራ ሞዴል 105 ➢ ናብ ሕድሕድ ዞባ ሓደ ሓደ መኪና ይምደባ ➢ ነዳዲ ብበዓል መኪና ዝምላእ ይኸውን ➢ ክፍሊት ዝፍፀም ድሕሪ ግልጋሎት ኮይኑ ቤት ዕዮ ብቑዕ ግልጋሎት እንተዘይረኺቡ ክፍሊት ክፍፅም ኣይግደድን | ቁፅሪ | 50 |
ተወሳኺ ሓበሬታ:- ኣብ ክ/ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ፕላኔት ሆቴል ኣብ ዝርከብ ሰናይ ዘበን ህንፃ 4 ደብሪ ቢሮ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ።
ድሕሪት