ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለን ትግራይን ን "ሰላም ንትንሳኤ ትግራይን ርክብ ንግዲ ንንግዲን ሲምፖዝዮምን ባዛርን ግልጋሎት ዝውዕል ፅሕፈት መሳርሒ ሕትመት ፣ኤሌክትሪክ ኣቁሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 10, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 13, 2016 09:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: --
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: ---
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 13, 2016 09:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

 በዚ መሰረት ነዞም ቐፂሎም ዘለው ረቛሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ተ.ቁዓይነት ንብረት መዐቐኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋመበርሂ
1ፅሕፈት መሳርሒ
ደስታ ወረቐት 80 ግራምደስጣ10
ሓቛፊቁፅሪ3
እስክርቢቶቁፅሪ10
ፕሪንተር ቀለም O5Aቁፅሪ01
ፎቶ ኮፒ ቐለም C-EXV/2202ቁፅሪ01
ካርቦን ኣምባሳደርፓኬት01
2ሕትመትበዝሒ ከከም ኣድላይነቱ ክውስኽ ይኸእል
ኣታዊ ደረሰይ A5 በዓል 2 ኮፒ (3 ቖፅሊ)ፓድ15
ወፃኢ ደረሰይ A5 በዓል 1 ኮፒ (2 ቖፅሊ)ፓድ5
መእተዊ ካርኒ ብመሰረት ሳምፕል(ብዓል 100 ቖዕሊ)ቁፅሪ500
3ኤሌክትሪክ ኣቑሑት
ኤሌክትሪክ ገመድ በዓል 2.5ጥቕላል4
ኤሌክትሪክ ኣምፑልቁፅሪ200
ኣንፑል ሓቛፊ 30 Wattቁፅሪ200
ፀሊም ፕላስተርቁፅሪ10


በዝሒ ሕትመታት ከከም ኣድላይነቱ ክውስኸ ይኸእል እዩ

1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቓድ ንግዲ ዘለዎ

2. መለለይ ቑፅሪ ከፋሊ ግብሪፐ ሰርትፍኬት ዘለዎ ዕለት

3. ተወዳደርቲ ዋጋ መሊኦም ዘምፅእዎ ፕሮፎርማ ማሕተም ፊርማን ስልኪ ቑፅሪን ክህልዎ ይግባእ

4. ዝተመልአን ዝተዓሸገን ፖስታ ፕሮፎርማ ናብ ቤት ፅሕፈት ቤትምኽሪ ንግድን ዘ/ማሕበራትን መቐለ ከተቕርቡ ይግባእ።

5. ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሕሉ ካብ ዕለት 10-13/5/2016 ዓ.ም ኮይኑ ሰዓት 9:00 ድ/ቐትሪ ተዓፅዩ፤ 13/5/2016 ዓ.ም ሰዓት 9:30 ድ/ቐትሪ ይኸፈት፤ ትካልና ዝሓሽ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ወይ ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰል ኣለዎዕ፡፡

ንተወሳኺ ሓበሬታ ናብ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ብኣካል ቐሪብካ ምሕታት ይከኣል

ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺብና ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራሕ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s