ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንከተማ ናይ ዘ/መ/ግ/ ከ/ መ/ከ/ስ/እቶት ግልጋሎት ክዕድግ ካብ ዕለት 29/04/2016ዓ/ም ብቑፅሪ 1566/ምከመ/03 ናይ መኪና ዘገልግል ስፔር ክዕደገሎም ኣፍሊጦምና ኣለዉ። በዚ መሰረት ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ በ ዝተመዝገብኩም መቕረብቲ ስዒቦም ዝተቐመጡ ረቋሒታት እተማልኡ ክትወዳደሩ ንሕደም፡፡
| ሪጋ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት | ድሌት መግለፂ | መለከዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | ጠቕላላ ዋጋ | መብርሂ | |
|---|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | ኦም ዘራተር ቅድሚት | ሞዴል ማዝዳ(MAZDA) CHASE NO.MM7UNVWUE 0933877 | ብቁፅሪ | 02 | ናይዘ/መ/ግ/ከ/መ/ከ/ስ/እቶት ግልጋሎት | |||
| 2 | ኦም ዘራተር ድሕሪት | ብቁፅሪ | 02 | |||||
| 3 | ፍሬን ሻራ ድሕሪት | ብቁፅሪ | 01 | |||||
| 4 | ፍሬን ሻራ ቅድሚት | ብቁፅሪ | 01 | |||||
| 5 | ቤሪንግ ድሕሪት | 02 | ||||||
| 6 | እስታፕላይዘርብቀን ምሰ | ብቁፅሪ | 02 | |||||
| 7 | ብራሽ ቴስቴኒ ናይ ላዕሊ | ብቁፅሪ | 02 | |||||
| 8 | ብራሽ ቴስቴኒ ናይ ላዕሊ | ብቁፅሪ | 02 | |||||
| 9 | ብራሽቴስቴኒ ናይ ታሕቲ | ብቁፅሪ | 02 | |||||
| 10 | ደስክ ቅድሚት | ብቁፅሪ | 01 | |||||
| 11 | ኣይደረል ኣርም ብየማን | ብቁፅሪ | 01 | |||||
| 12 | ፍሊትሮ ዘይቲ | ብቁፅሪ | 01 | |||||
| 13 | ፍሊትሮ ናፍጣ | ብቁፅሪ | 01 | |||||
| 14 | በሌኔት ኮነሌት | ብቁፅሪ | 07 | |||||
| 15 | ጎሚኔ በሊስትረ | ብቁፅሪ | 01 | |||||
| 16 | HANDLE ASSY DOOR | 69260-89104-B1 | ቁፅሪ | 01 | ፍትሒ | |||
| 17 | BUSH, UPR ARM | 48632-26010 | ቁፅሪ | 01 | ፍትሒ | |||
| 18 | JOINT ASSY, LOWER BALLF | 43340-39245 | ቁፅሪ | 01 | ፍትሒ | |||
| 19 | HANDLE SUB-ASSY,FR | 69205-10070-B1 | ቁፅሪ | 01 | ፍትሒ | |||
| 20 | HANDLE SUB-ASSY,FR | 69206-10070- B1 | ቁፅሪ | 01 | ፍትሒ | |||
| 21 | BUSH,UPR ARM | 48635-26010 | ቁፅሪ | 02 | ፍትሒ | |||
| 22 | BUSH,UPR ARM | 48632-26010 | ቁፅሪ | 01 | ፍትሒ | |||
| 23 | JOINT ASSY UPPER BALL | 43350-39085 | ቁፅሪ | 01 | ፍትሒ | |||
| 24 | JOINT ASSY UPPER BALL | 43360-39085 | ቁፅሪ | 01 | ፍትሒ | |||
| 25 | CARRIER ASSY, DIFFE | 41110-35222 | ቁፅሪ | 01 | ፍትሒ | |||
| 26 | BUSH | 90389-14004 | ቁፅሪ | 02 | ፍትሒ | |||
| 27 | ARM ASSY,STEERING | 45490-39456 | ቁፅሪ | 01 | ፍትሒ | |||
| 28 | CYLINDER KIT CLUCH | 04311-26070 | ቁፅሪ | 01 | ፍትሒ | |||
| 29 | SPIDER KIT UNVERSAL | 04371-60070 | ቁፅሪ | 01 | ፍትሒ | |||
| 30 | PAD KIT | 04465-YZZ57 | ቁፅሪ | 01 | ||||
| 31 | Tensioner | 1016050704 | ቁፅሪ | ፍትሒ | 01 | ምምሕ ምምሕዳር |
1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ብቅዳሕ ከተሓሕዝ ዝኽእል።
2. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከምኡ ድማ ቲን ቑፅሪን ከምኡ ድማ ከምኣድላይነቱ ና ተወሳኪ እሴት ታከሲ ሰርተፍኬት ብቅዳሕ ከተሓሕዝ ዝኽእል ።
3. ሰዓራይ ካብዝተገለፀሉ ኣብ ውሽጢ ክልተ መዓልታት እቲ ንበረት ናብ ቤት ፅሕፈትና ኣታዊ ይገብሩ።
4. ፕሮፎርማ ዝፀንሐሉ ካብ ዕለት 09/05/2016 ዓ/ም ክሳብዕለት13/05/2016ሰዓት 6:00 ዝፀንሕ ኮይ ዝክፈተሉዕለት13/05/2016 ሰዓት8:00ይከዉን።
5. ሰነድ ክውዕሉ ክብሩ የገለግል ፡
6. ስረዝ ለዝ ዘይብሉ ዋጋ ብምስታ ዝተዓ
7. ስዓራይ ዝሰዓሮ ንብረት ብሀ ስለ ዝደ ካልኩም ማሕተም ዝዓረፎን። ጢ 02 መዓልቲ ዘረክብ።
ድሕሪት