ኣብ ቐዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን አብ ፖሊስ ዘሎ ነደዲ ብግልፂ ጨረታ ንክንሸጥ ስለ ዝደለና ካብዚ ንታሕቲ ክወዳደሩ ድሌት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 1, 2016 ( ቅድሚ 9 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 6, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:--
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 6, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
  • ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ናይ ዝሽወጥ ንብረት ምልክታ ግልፅ ጨረታ

ኣብ ቐዳማይ ወያነ ቤት ፅሕፈት ት/ፋይናንስን አብ ፖሊስ ዘሎ ነደዲ ብግልፂ ጨረታ ንክንሸጥ ስለ ዝደለና ካብዚ ንታሕቲ ክወዳደሩ ድሌት ዘለኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ተ/ቁዝርዝር ንብረትመግለፂመዓቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋ
1ቤንዚንሊትሮ3675
2ጀሪካንበዓል 25ቁፅሪ147ጀሪካን በዓል25 ሊትሮ 147
ጠ/ድምር

መተሓሳሰቢ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ

1. ጨረታ ሰነድ ዝቀረበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት30/04/2016ዓ.ም ክሳብ ዕለት 6/05/2016 ዓ.ም ሰዓት8፡30 ሰዓት ሳንዱቅ ጨረታ ተዓፅዩ በቲ መዓልቲ ዕለት 6/05/2016ዓ.ም ድማ 9፡0ሀይኸፈት

2.ናይ ጨረታ መኽበሪ CPO ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቶክ ብሽም ትልምን ፋይናንስን ክ/ከ/ቀ/ወያነ ብጥረ- ገንዘብ ከትሕዙ ዝኽእሉ።

3.ናይትልምን ፋይናንስን መትሓዚ ስፒኦ 5000 ብር ከትሕዙ ዝኽእል

4.ናይ ጨረታ ሰነድ ከም ውዕሊ ኮይኑ ስለዘገልግል ዕደጋ ፈፃምን መቅረብትን ዝፍርምሉ ዓምዲ ይህልዎ

5.ቤት ፅ/ትና ነቲ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምሰራዝ መሰል ኣለዎ።

6.ሰዓራይ ነቲ ንብረት ኣብ ውሽጢ 3ተ መዓልቲ ዝሰዓሮ ጠ/ዋጋ ብምክፋል ካብ ዝምልከቶም ንብረት ክፍሊ ወፃኢ ይገብር፡፡

7.ንብረታት ኣብዘለዎ ቦታት ብኣካል ብምኻድ ምርኣይ ይካኣል

8.ጨረታ ፎርሚ ካብ ክ/ከተማ ቐ/ወያነ ቤት ፅት ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ከባቢ ጅብሩክ ጥቃ ፖሊስ ቤት ፅ/ት ክ/ከ/1ይ ወያነ 1ይ ደብሪ ቁፅሪ 17 እና መፃኩም ምውሳድን ንኡ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ምእታው ዝከኣል እንትከውን ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ0914785282 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣል።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ