ጥምረት ኤች ኣይ ቪ ፖዘቲቭስ ገበርቲ ሰናይ ትካላት ትግራይ ትካልና ንስረሕ ዝውዕል ላፕቶፕ፤ ፕሪንተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

በዚ መሰረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋውያን ነጋዶ ክተማልእዎም ዝግባእ ረቛሒታት

1. በቲ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል፤

2. ናይ ግብሪ ኸፋላይ መለለይ ቑፅሪ TIN ሰርትፍኬት ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል፤

3. ንተወሳኺ እሴት ታክሲ /VAT ዝተመዝገበ ኮፒ ከቕርብ ዝኽእል፤

4. ኣብቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኹነ ተወዳዳሪ ዝሰዓሮ ኣሸናፊ ምኻኑ ካብ ዝተነገረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10+ መዓልቲ ኣቑሑት ከቕርብ ዝኽእል፤

5. ናይ መወዳደሪ ደኩሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ፤ናይቲ ትካል ኣድራሻን ፤ ማህተምን ፊርማን ዘላኩም ክኸውን ይግባእ፤

6. እቲ ጨረታ ዘፀንሐሉ ካብ ዕለት 20/04/2016 ዓ/ም ክሳብ 30/04/2016 ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ካብ ፋይናንስን ምምሕዳርን ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ሰነድ ጨረታ ብምምላእ ክትወዳደሩ ትክእሉ፤

7. እቲ ጨረታ ዕለት 01/05/2016 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 4፡30 ቅ/ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 5፡00 ቅ/ሰዓት ኣብ ትከልና ኣብ ቢሮ ፋይናንስን ምምሕዳርን ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይኽፈት፡፡

8. ትካልና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

9. እቲ ጨረታ ምስተኸፈተ ትካልና ዝግዛእ መጠን ክሳብ 20% ክቕንስ/ክውስኽ ይክእል፡፡

10. ሰዓራይ እቲ ዘሸነፎ ኣቑሑት ናብ ትካልና ኣታዊ ክገብር ይግባእ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቑፅሪ 0914886314 ደዊልካ ምሕታት ዝከኣል ምኻኑ ንሕብር፡፡

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s