ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሰሜን ኣብ 2016 ዓም በጀት ዓመት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ንቤት መዘጋጃ ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

1. ተወዳደርቲ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ መለለይ ቁፅሪ ካፋላይ ግብሪ ምስክር ወረቀት መቅረባይነት

2. ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ምካኖም ዝገልፅ ምስክር ወረቀት ናይ ቀረባ እዋን ሒሳብ ዘወራረድሉ መረዳእታ ዋና ምስ ዘይምለስ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ ክኮኑ አለዎም

3. ቅዳሕ ዝተዳለወ ቅዳሕ ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሰሜን ካብ ዕለት 17 ታሐሳስ 201 6 ዓም ጀሚሩ ክሳብ 27 ታሐሳስ 2016 ዓም ኣብ ናይ ሰራሕ መዓልቲታት ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል

4. ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ኣብ ሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ድማ ናይቲ ትካል ሽምን ኣድራሻን ማሀተምን ፊርማን ዘለዎ ክክዉን አለዎ

5. መከብሪ ጨረታ 8000 ቅርሺ ብስፒኦ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መዘዚ ክፍሊት ቼክ ብሽም ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሰሜን ከትሕዝ ዝክእል

6. እቲ ጨረታ 27 ታሐሳስ 2016 ዓም ሰዓት 3:30 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተዓፀዩ በዚ ዕለት ሰዓት 4:00 ኣብ ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሰሜን አብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዘለዎ ይክፈት

7. መክፈቲ መዓልቲ ቀዳምን ሰንበትን ወይ በዓል እንተዉዒሉ አብ ዝቅፅል መዓልቲ ዝክፈት ይከወን

8. ተጫረቲ ናይ ጨረታ መወዳደሪ ሰነድ ጨረተኦም ብክልተ ፖስታ ሐደ ዋናን ሐደ ቅዳሕን በበይኑ ብምዕሻግ ንክልቲኡ ድማ ኣብ ሐደ ዓብይ ፖስታ ብምዕሻግ ከቅርብ ዝክእል

9. ቤት ፅሕፈትና ቅድሚ ዉዕሊ ምእሳሩ 20 ሚእታዊ ክዉስክን ክቅንስን ይክእል እዩ

10. ተጫረቲ ሰዓራይ ምካኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5 ናየ ስራሕ መዓልቲታት ዉዕሊ ብምእሳር በቲ ዝወፀ ዝርዝር መዓቀኒ ካብ ጠቅላላ ዋጋ 10 ሚአታዊ መክበሪ ዉዕሊ አትሒዙ ብዝአተዉ ዉዕሊ መሰረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያን መራገፍን ኣብ ዉሽጠ ዓሰርተ ናይ ስራሕ መዓለቲታት ናብ ቤት መዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሰሜን ብበዓል ሞያ ምስተረጋገፀ ናብ ንብረት ክፍሊ አታዊ ዝገብር

11. ዝኮነ ይኩን ተወዳደሪይ በቤት ዕዩና ዝተዳለወ ስሩዕ ሰነድ ጨረታ ብክፋል ምቅራብ ኣይከኣልን

12. ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0342415476

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s