ኤጀንሲ ንግዲን ሰደድን ክልል ትግራይ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ብብርኪ ከተማ ብግልፂ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

1 በቲ ዘርፊ ናይዚ ዘመን ንግዲ ፍቃድ ከቕርብ ዝክእል

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፀሪ ቲን ሰርተፊኬት ከቕርቭ ዝክእል

3 ንተወሳኺ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገበ ኮይኑ ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬት ናይ ወርሒ ጥቅምቲ  2016ዓ/ም ቫት ድክላሬሽን ከቅርብ ዝክአል

4በቲ ዘፈር ናይ መቕረባይነት ዝተመዝገበ ምካኑን ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ምስክር ወረቐት ከቕርብ ዝክእል

5 ተጫረቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 100 እናከፈሉ ካብ ኤጀንሲና ዳ/ዳ/ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን ምም/ር ቢሮ ቁፅሪ ካብ ዕለት 16/04/2016 ክሳብ 26/04/2012ለዓ/ም ኣብ ዘሎ ግሎ ግዚያት ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምቅራብ ምዉሳድ ይኽእሉ

6 ዝቀርብ ናይ ጨረታ መወዳደሪ ሰነድ ኦርጅናልን ሐደ ኮፒን ነንበይኑ ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ኮይኑ ኣብ ልዕሊኡ ናይ መቅረባየነት ሙሉእ ሽም ናይቲ ትካል ኣድራሻ ስልኪ ቁፅሪ ናይ ምንታይ ዓይነት ጨረታ ምካኑን ናየዚ ቤት ዕዩ ሽም ክሕብር አለዎ

7 ተጫረቲ ዘትሕዝዎ መኸበሪ ጨረታ 5000፣ ብሽም ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ክልል ትግራይ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብ ስፒኦ ናብ ዝተዳለወ ናይ ቤት ዕዮና ጨረታ ሳንዱቕ ወይ ድማ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከቕርብ ዝክእል

8 ኣብቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳ ዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ዕዩና ስቶር ክፍሊ በቲ ዝተሐተተ ፅሬትን መጠንን ከቅርብ ዝክእል

9 እቲ ጨረታ ዕለት 26/04/2016ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡30 ቅ/ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 4፡00 ቅ/ሰዓት ኣብ ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ክልል ትግራይ ፊት ንፊት ፕላኔት ሆቴል ሰናይ ዘበን ህንፃ 2ይ ፎቅ ዳ/ዳ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳርን/ ቢሮ ቁፅሪ 10  ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘለዉሉ ዝከፈት ኮይኑ ተጫረቲ ብዘይምርካቦም ጨረታ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

10 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸዉን አለዎ ተዘይኮይኑ ቫት ከምዝሓወሱ ርዱኡ ተገይሩ ይዉሰድ

11 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዜ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን 15 መዓልቲ ይከዉን

12 ኤጀንሲና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

13 እቲ ጨረታ ምስተከፈተ ኤጀንሲና ናይቲ ዝግዛእ ንብረት ዓቐን ወይ ዋጋ ከምኣድላይነቱ ካብ ነብሰ ወከፍ ነፀላ ኣቅሓ ክሳብ 20 ሚእታዊ ክቅንስን ወይ ክዉስክ ይክእለ እዩ

14 ሰዓራይ እቲ ዝቀረቦ ንበረት ብብዓል ሞያ ተፈቲሹ ትክክላኝነቱ ምስተረጋገፀ ጥራሕ ኣታዊ ይከዉን

ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ ቁፅሪ 0342406363 / 0914725684 /0914030069

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 98 16

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1049)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2987)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1184)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (268)
                                                                                    s