ሓራጅ ገዛ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 3, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 22, 2016 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ታሕሳስ 22, 2016 03:31 ቅደሚ ሰዓት
  • ገዛ/ህንፃ ምሻጥ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ኣፈ/ኸሳሲት ወ/ሮ ክንዳሓፍቲ ኢታይ ባሀታ ኣፈ/ተኸሳሲ ኣየተ ፀጉ ብርሃነ ገ/ሄር ጣልቃ ኣታዊ ኣምሃ በርሀ ኣንበሳ ባንኪ ጨንፈር መቐለ መንጎ ብዘሎ ናይ አፈፃፀም ክትዕ ብሽም ኣፈ /ተከሳሲ ዝፈለጥ ኣብ ክ/ከተማ ዓዲ ሓቂ ጣብያ ፅንዓት ወያነ ቀጠና 7 ዝረከብ ገዛን ቦታን መዋሰኒኡ ብምብራቅ ኤደ 18 ብምዕራብ መንገዲ ሰሜን ኤዲ 15 ደቡብ ኤዲ 19 ዝዋሰን 250 ካሬ ሜትር ስፍሓት ዘለዎ በዓል 3ተ ደብሪ ዝተሰርሐ ገዛ መበገሲ ዋጋ ብር 4,109,346.71 / ኣርባዕተ ሚልዩን ሐደ ምኢትን ትሽዓተን ሽሕን ሰለስተ ምኢቲን ኣርባዓን ሽድሽቱ 71/100/ ምኮኑ ተፈሊጡ ዝጫረተ እንተሃለዩ ቀሪቡ ክጫረቲ ኮሜቴ ኣታዊ ዝገብርን ዝተረፈ ኣብ ዉሽጢ 15 መዓልቲ ጠቅሊሉ ኣታዊ ዝገብር ምካኑ ተፈሊጡ ኣብ ሽም ምዛር ድማ ንመንግስቲ ዝክፈሉ ወፃኢታት ሙሉእ ብሙለእ  መሸነፊ ዝክፍል ምካኑ ተፈሊጡ ንዕለት 22/4/2016 ዓም ካብ ሰዓት 3:30 ክሳብ 6:30 ቀትሪ ኣበቲ ገዛ ዝርከበሉ ቦታ ቀሪብኩም ክትጫረቱ ከተማ መቐለ ማእካላይ ቤት ፍርዲ እዚ ምልክታ ለጢፉ አሎ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s