ተቁ | ዝርዝር ንብረት | መዐቀኒ | መፍለይ | በዝሒ | ናይ ሐደ ዋጋ ብር /ሳን | ጠቅላላ ዋጋ ብር/ ሳን |
1 | ስትሬት ዩኒን በዓል 50 | ብቁፅሪ | P.N 16 | 17 | ||
2 | ስትሬት ዩኒን በዓል 20 | >> | >> | 25 | ||
3 | ፌመል ኣዳፐተርበዓል 50 | >> | >> | 30 | ||
4 | ፌመል ኣዳፐተርበዓል 20 | >> | >> | 30 | ||
5 | ፊመል ቲ በዓል 63 | >> | >> | 10 | ||
6 | ፊመል ቲ በዓል 50 | >> | >> | 20 | ||
7 | ፊመል ቲ በዓል 25 | >> | >> | 10 | ||
8 | ፊመል ቲ በዓል 20 | >> | >> | 10 | ||
9 | ፕላግ ብዓል 20 H.D.P.E | >> | >> | 30 | ||
10 | ኒፕልስ ብዓል 1 1/2 | >> | >> | 16 | ||
11 | ጌት ቫልቭ 3 | >> | >> | 4 | ||
12 | ኒፕልስ ብዓል 3/4 | >> | >> | 10 | ||
13 | ጌት ቫልቭ 1 1/2 | >> | >> | 30 | ||
14 | ጌት ቫልቭ 2 | >> | >> | 10 | ||
15 | ጌት ቫልቭ 2 1/2 | >> | >> | 10 | ||
16 | ጌት ቫልቭ 1 | >> | >> | 10 | ||
17 | ጌት ቫልቭ 1/2 | >> | >> | 10 | ||
18 | ሮዲዩሰር ካብ 2 - 1 1/2 | >> | >> | 3 | ||
19 | ሮዲዩሰር ካብ 1 ½ - 1 | >> | >> | 5 | ||
20 | ሰኒ መዉፅኢ 1 ½ | >> | >> | 10 | ||
21 | ዩኔን በዓል 1 ½ | >> | >> | 5 | ||
22 | ዩኔን 3/4 | >> | >> | 9 | ||
23 | ዩኔን 1/2 | >> | >> | 10 | ||
24 | ዩኔን 2 | >> | >> | 4 | ||
25 | ጋሳኬት 6 | >> | >> | 5 | ||
26 | ጋሳኬት 4 | >> | >> | 9 | ||
27 | መጋዝ ምላጭ | >> | >> | 10 | ||
28 | ቃጫ | ደርዘን ብኪሎ | >> | 10 |
1 ሕጋዊ መቅረብቲ ነጋዶ ዝተመዝገብኩም ናይ ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም ኣብዚ በጀት ዓመት ዘሐደስኩምን ወይድማ ግብሪ ዝከፈልኩም፤
2 ናይ ግብሪ መለለይ ቁፅሪ /ቲን/ ካርድ ዘለኩም ሓዱሽ ናይ መቅረባይነት ካርድ ዘለኩም፤
3 ቫት ዝተመዝገብኩምን ናይ ቫት ሰርተፈኬት ዘለኩም ናይ ወርሓዊ ድክሬሽን ዝሐለፈ ወርሒ ላከቲት/ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ ንሐደ ደኩሜንት ዘይመለሰ 30.00 ብር ብምክፋል እቲ ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈትና ኣጉላዕ ማይ አገልግሎት አብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ቢሮ ቁፅሪ 2 ብምዉሳድ ዝቐረበሉ ዋጋ ብምምላእ ካብ ዕለት 02/4/2016 ዓ/ም እስካብ 18/4/2016 ዓ/ም ዋንኡን ኮፒን ንበይኑ ብዝተኣሸገ ኢንቨሎፕ ብምምላእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሰነድ ምእታዉ ይከኣል፡፡
4 ጨረታ ሳጥን ዝእሸገሉ ዕለት በቲ ናይ መወዳእታ ዕለት 18/4/2016 ሰዓት 3:00 ተኣሺጉ በቲ ዕለት 3:30 ሰዓት ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይከፈት ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረኪቦም ቤት ፅሕፈትና ነቲ ጨረታ ፖስታ ናይ ምክፋት መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
5 ተጫረቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ ዝከዉን 10000/ ዓሰርተ ሽሕ /ብር ብስፒኦ ከትሕዙ አለዎም፡፡
6 ተጫረቲ ናይ ዘቅርብዎ ናይ መወዳደሪ ጨረታ ሰነድ ማህተምን ፊርማ በዓል ዋና እንተዘይሃልዎን ስርዝ ድልዝ እንተኮይኑን ተቐባልነት ኣይህልዎምን፡፡
7 ሰዓራይ ዝኮነ ተጫረቲ ኣብ ዉሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልቲታት ዉዕሊ እንተዘኣሲሩ ዘትሓዞ ናይ መከበሮ ጨረታ ተወሪሱ ናብ መንግስቲ ካዝና ኣታዊ ይከዉን፡፡
8 ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፡፡