ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ደ/ር ተወልደ ለገሰ ናይ መኪና ኣቅሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድገ ስለዝደለየ ክትወዳደሩ ዝደልዩ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሕዳር 14, 2016 ( ቅድሚ 6 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሕዳር 18, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ኣብዚ ፕሮፎርማ ክሳተፉ ክወዳደሩ ዝደሊ ተወዳደሪ መቅረባይ

2 ንግበሪ ከፈልቲ ዝዉሃብ መለለይ ቁፅሪ ቲን ዘለዎ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

3 በቲ መቅረቢ ዋጋ ብዝተዓዓሸገ ፖስታ መሉኡ ካብ ዕለት 14/3/2016 ዓም ክሳብ 18/3/2016 ዓም ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ፕሮፎርማ አታዊ ክገብር ዝክእል

4 ፕሮፈርማ ዕለት 18/3 /2016 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ ሰዓት 4:30 ይክፈት

5 ፕሮፍርማ እንትክፈት ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም እንተተረኪበም ይምረፅ

6 እቲ ኮሌጅ ዝሐሸ መማረፂ እንተረከቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ይኩን ብክፋል እቲ ፕሮፎርማ ምስረዝ መሰሉ  ዝተሐለወ እዩ

ኣድራሻ ዕደጋ ቀዳም ከይበፃሕካ ኢፍ ካፌ ንምዕራብ ገፅ ተዓፂፊካ

0344408755

ድሕሪት
ጨረታ መደብ