ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ጣንቆ ምላሽ ከተማ ማይ ወይኒ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ጥሙር ዕድጊት ን ወረዳ ጣንቆ ምላሽ ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈት አወደዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 13, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 22, 2016 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3000.00
  • ቦታ: ወረዳ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ቀዳም ሕዳር 22, 2016 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ናይ 2015/2016 ዓም ዘሐደስኩም እቲ ጨረታ ናይ ባዕል ዋና ሕጋዊ ማህትመን ፊርማን ክህልዎ አለዎ

2 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት ኮይኖም ዋንኡ ምስ ሐደ ቅዳሕ ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ መቅረባይነት መለለይ ካርዲ ዘለኩም ዘሐደስክሙን

4 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ካርድ ማለት እዉን ቲን ዘለኩም

5 መከበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይ ጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል

6 ንሐደ ሰነድ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ጣንቆ ምላሽ ብምዕዳግ ክጫረት ዝክእል

7 ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ጣንቆ ምላሽ ምልካታ ካብ ዝተጠቀዓሉ ዕለት ጀሚሩ ብምዉሳድ ናይ መወዳደሪ ዋጋኩም ብምምላእ ኩሎም ዝተጠቀሱ ኣደለይቲ ሰነዳት ኮፒን ዋናን ነንበይኑ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ልዕሊ እቲ ሰነድ ጨረታ ዝተዓሸገን ፖስታ ናይ ባዕል ዋና ማህተምን ፊርማን ብምፅሓፍ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ወረዳ ጣንቆ ምላሽ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ንክትእትዉን ንክትወዳደሩን ነተሓሳስብ

8 ምልካታ ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ካብ 12/3/2016 ዓም ክሳብ 22/3/2016 ዓም ሰዓት 8:00 ድሕሪ ቀትሪ ኮይኑ ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ ድማ 22/3/2016 ዓም ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ይከዉን

9 ሳንዱቅ ጨረታ ዝክፈተሉ 22/3/2016 ዓም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ ይከዉን

10 እቲ ጨረታ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ይካየድ

11 እቲ ዝሰዓርዎ ዝርዝር ንብረት ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ጣንቆ ምላሽ ናይ መጎዓዝያ ሐዊሱ ዘቅርብ

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

13 ኣብቲ ዝወፀ እስፔስፈኬሽን/መግለፂ ምንክክኣ ወይ ምስራዝን ኣይፍቀድን

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0932278507 / 0914241282

ኣድራሻ ወረዳ ጣንቆ ምላሽ ማየወይኒ ኣብ ጎኒ ቤት መዘጋጃ ኣብ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ወረዳ ጣንቆ ምላሽ ከተማ ማይወይኒ

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s