ኣብ ርእሲ ዋኒኑ ንምግላፅ ከም ዝተፈተነ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምም/ር ፋይናንስን ወ/ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ካብ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፋለለዩ ኣብያተ ፅሕፈት ዘገልግል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ :ኤሌክትሮኒክስ: ፅሬት ኣቀሑት :ፈርኒቸራት: ናዉቲ ሕክምና: ጀነሬተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝይ ይደሊ

1 ኣብቲ ግልፂ ጨረታ ዝተጠቀሰ ሞዴል /sepecification/ ምስራዝ አይከኣልን

2 እቲ ግልፂ ጨረታ ናብ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማን ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ክህልዎ አለዎ

3 እዚ ግልፂ ጨረታ ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪሎም ኣብ ዘለዎ ይክፈት በቲ ዝተብሃለ እዋንን ቦታን እንድሕር ዘይተረኪቡ ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘይለዉሉ ዝክፈት ምካኑ

4 ሰዓራይ ምካኑ ምስ ተፈለጠ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ናብ ቤት ፅሐፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን ከቅርብ ዝክእል

5 ንሐደ ደኩመንት ዘይምለስ ብር 150 ካብ ከይዲ ስራሕ ልመዓት እቶት ወረዳ ቆላ ተምቤን ሰነድ ብምግዛእ እቲ ጨረታ ሰነድ ብዝግባእ መሊኡ ክወዳደር ዝደሊ

6 ተጫራቲ ቅድሚ ጨረታ ምክፋት መክበሪ ጨረታ ዝከዉን ብር ንፅሕፈት መሳርሒ 6000 ብር ንኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑ 10000 ብር ንፅሬት ኣቅሑ 3000 ብር ንስራሕቲ ፈርኒቸር 20000 ብር ንጀነሬተር 3000 ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዝ ዝክእል

7 ሰነድ ዝሽወጠሉ እዋን ካብ ዕለት 8/3/2016 ዕም ከሳብ 18/3/2016 ዓም ሐደ ኮፒን ሐደ ኦርጀናል ነንበይኑ ዓሺጉ ብምምፃእ ነዚ ተባሂሉ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል

8 እቲ ጨረታ ዕለት 18/3/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ቅድሚ ሰዓት ይክፈት ዝክፈተሉ ቦታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንበረትን ምምሕዳር ቢሮ ቁፅሪ 39 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት ተጫረቲ ብዘይ ምርካቦም ጨረታ ምክፋት ኣይተኣጎጎልን

9 ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕል ክእሰር ዝክእል

10 ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቁፅሪ /ቲን ካርዲ/ ዘለዎን ናይ መቅረባይነት መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል ቫት ዝተመዝገበን እዋናዊ ዲክለሬሽን መረዳታ ከቅርብ ዝክእል

11 ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን እዚ ግልፂ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ቤት ፅሕፈት ል/እ/ምም/ር ፋይናንስን ወ/ቆ/ተምቤን ተወሳኪ ሐበሬተ 0914158967 ወይ 0911733447

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s