ማእከላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ማእከል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ነቲ ቢሮ ኣገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት : ሕትመት : ኣናእሽተይ ኣቅሑት : ኣቅሑት ፅሬት : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪናን: ኣቅሑት ቢሮ ማለት ዉን ፈርኒቸርን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ሓሙሽተ ሽሕ ቅርሺ / 5000 / ብስፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፈቃድ ንግዲ ዘለዎም ምካኑ መረጋገፂ ከቅርቡ ዝክእሉ እዚ ዘየመላአ ተወዳዳራይ ካብ ዉድድር ዝስረዝ ይከዉን

2 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለዎም ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዝተመዝገብሉ ቅዳሕ ብምግባር ኣብ ዘቅርብዎ ፖስታ ኣተሓሒዞም ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ዝቀርብ ዋጋ ኣብ ትወስድዎ ሰነድ ዝምላእ ኮይኑ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ክክዉን አለዎ

4 ነዚ ግልፂ ጨረታ ዝርዝር ዝድለ ኣቅሑት ዘርኢ ሰነድ 50 ቅርሺ እናከፈልኩም ካብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ዞባ ማእከል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ካብ 28/2/2016 ዓም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ቀሪብኩም ብምዉሳድ ብሽምዒ ዝተዓሸገ ፖስታ ክሳብ 18/3 /2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:00 ኣብ ዘሎ ግዘ ነዚ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ይእትዉ

5 እዚ ጨረታ 18/3/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:10 ድሕሪ ሰዓት ተዓፅዩ 19/3/2016 ዓም ልክዕ 3:00 ንግሆ ኣብ ቤት ፍርዲ ማእከል ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ይክፈት

6 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መከበሪ ቢድ ቦንድ 5000 ቅርሺ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ከቅርቡ አለዎም

7 ጨረታ ኣብ ዝክፈተሉ ዕለት ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ክርከቡ ዝክእሉ ምካኖም ንገልፅ

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እየ

9 መጎዓዝያ ዝምልከት ሰዓራይ ጨረታ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ከቅርብ አለዎ

10 እቲ ቤት ፍርዲ ኣድላይ ኮይኑ ኣብ ዝረከበሉ ከካብ ነብስ ወከፍ ንብረት 25 ሚእታዊ ክዉስክ ወይ ክቅንስ ዝክእል ምካኑ ክፍለጥ አለዎ

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0914763568 0914557895

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s