ኣብቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሐደር ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ንበጀት ዓመት 2016 ዓም ቀለብ እንስሳ ዝከዉን ናይ ፀባ ላሕሚን ምጥን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

1 በቲ ዓይነት ዘርፊ ምግዲ ሕጋዊ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ ግበሪ ከፋላይ መለለይ ከቅርብ ዝክእል

2 ዓመት ሙሉእ ብዘይ ምቁራፅ ኣብ ወርሒ ካብ 50 -100 ኩንታል ናይ ፀባ ላሕሚ ምጥን ከቅርብ ዝክእል

3 ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል

4 ቫት ተመዝጋባይ ዝኮነ

5 አብ መዐሸጊ ናይቲ ፀባ ላሕሚ ምጥን ትሕዝቶ ናይቲ መኖ/ Nutrient composition/ ዝገልፅ ካብቲ ዋና መምረቲ ዝተፅሐፈ መረዳእታ ዘለዎ

6 ኣብቲ ናይቲ ፀባ ላሕሚ ምጥን መዐሸጊ ናይ ዝተመረተሉ ትካል/ፋብሪካ/ስምን ኣድራሻን ዝገልፅ ሕትመት ዘለዎ ክከዉን ይግባእ

7 ኣብ እዋን ጨረታ መርኣያ ከቅርብ ዝክእል

8 ጨረታ መከበሪ ብር 20000 ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

9 ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ብር 50 ብምክፋል ኣብ ማእከል ኢንቨስተመንት ቃላሞኖ ቢሮ ቁፅሪ 2 ክትወስዱ ትክእሉ

10 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 26/2/2016 ዓም ክሳብ 05/03/2016 ዓም ኣብ ቤት ፅሕፈት ዝርከብ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ኣታዊ ይግባእ

11 እቲ ጨረታ ዕለት 5/03/2016 ዓም ንጎሆ ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ኣብቲ  ዕለት ሰዓት 3:30 ንጎሆ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ዋላ ኣብ ተዘይተረኪቡ ይክፈት

12 ዝርዝር ድሌት መግለፂ ትካልና ካብ ዘቅርቦ ናይ ዋጋ መቅረቢ ቅጥኢ ወፃኢ ዋጋ መሊኡ ሀቅርብ ተቀባለነት የብሉን

13 ጨረታ ምስ ሰዓረ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

14 ጨረታ ሰዓራይ ናይ ዝሰዓረ ጠ/ዋጋ ዉዐሊ መከበሪ 10 ሚእታዊ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

15 ጨረታ ሰዓራይ ብዘይተኣሰረ ዉዕሊ መሰረት ናይ ዕድጊት ሕቶ ካብ ዝቀረበሉ ኣብ ዉሸጢ 3ተ መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል

16 ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ ንተወሳኪ ሐበሬታ ናብ ትካልና ብምቅራብ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s