ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽን ክልል ትግራይ ቢሮ ንዝለዉኦ መካይን ዝተፈላለዩ ናይ መኪና መለዋወጢነ ኣቁሑት ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ብግለፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 13, 2016 (ልዕሊ 2 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 3, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ሕዳር 3, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በዚ ዘርፊ ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ከፒ ክተቅረቡ እትክእሉ

2 ዝተሐደሰ መቅረባነት ሰርተፊከት ክተቅርቡ እትክእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ቲን ክተቅርቡ እትክእሉ

4 ተወሳኪ እሰት ታክስ ዝተመዝገብኩምን ናይ ሰነ 2015ዓም ቫት ዲክለረሽን መረዳእታ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

5 ኣብቲ ጨረታ ሰዓራይ ዝኮነ ተወዳደሪ ዝሰዓሮ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝኣሰሮ ዕለት ጀጀሚሩ አብ ዉሽጢ 15ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቢሮና ስቶር ክፍሊ በቲ ዝተሐተተ ስፐስፊከሽን መሰረት ከቅርብ ዝክእል

6 ናይ መወዳደሪ ዶክመንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይቲ ትካል ሽምን ኣድራሻን ማህተምን ፊርማን ዘለዎ ክከዉን ይግባእ

7 ተጫረቲ ንዝተዳለወ ዝርዝር መምረሒ ጨረታ ሰነድ ጨረታን ካብ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽን ክልል ትግራይ ዳይሬክቶሮት ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 59 ናብ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽን ሒሳብ ቁፅሪ 1000538910318 ንግዲ ባንኪ ኢትዩጰያ ዘይምለስ ብር 50 ጥራሕ አታዊ ገይርኩም ናብ ባንኪ ስሊፕ ሒዝኩም ብምምፃእ ካብ ዕለት 13/02/2016 ዓም ክሰብ 03/ 03/ 2016 ዓም ኣብ ዘሎ ጊዘያት ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት በኣካል ብምቅራብ ሰነድ ጨረታ ገዚኡ ክወዳደር ዝክእል ሰነድ ጨረታ ቆሪፂካ ምትራፍ ኣይፍቀድን

8 ተጫራታይ ናይ ጨረታ ሕስና መከበሪ ብር 5000 ብሽም ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽን / Bureau of Urban Devlopment Construction / ብCPO ወይ ብስርቲፋይድ ቼክ ወይድማ ብጥረ ገንዘብ ናብ ዝተዳለወ ናይ ቢሮና ሳንዱቅ ጨረታ ወይድማ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ክቅርብ ዝክእል

9 እቲ ጨረታ ዕለት 03/03/2016ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ቅድሚ ሰዓት ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ኣብ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽን ዕደጋን ፋይናንስን ንብረት ምምሕዳር ቢሮን ቢሮ ቁፅሪ 59 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

10 ቢሮና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቦም በሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

11 እቲ ጨረታ ምስተከፈተ ቢሮና ናይቲ ዝግዛእ ንብረት መጠን ክሳብ 20% ክቅንስ ወይ ክዉስክ ይክእል እዩ

12 ሰዓራይ ምስተፈለጠ እቶም ዝግዝኡ ንብረታት ብበዓል ሞያ ተፈቲሹ ትክክኛነቱ ምስተረረጋገፀ ኣታዊ ይከዉን

ንዝበለፀ ሐበረታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914745664 ወይ 0914728013 ምሕታትይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s