1. ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቓድ ዘሓደስኩም፤
2. ዝተሓደሰ መቕረባይነት ከቕርብ ዝክእል፡
3. ናይ ግብሪ ከፈልቲ መለለይ ቑፅሪ ቲን-ቁዕሪ ምምዝጋቡ መረዳእታ ከቕርብ ዝኸእል ይዕድም፤
ተ.ቑ | ዝርዝር ዓይነት ንብረት /ግልጋሎት/ | ዝርዝር መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሓደ ዋጋ | |
---|---|---|---|---|---|---|
ብር | ሳ | |||||
1 | ከለር ወረቐት /ሰርኪፍኬት/ | A4 ፃዕዳ ረጉድ | ደስጣ | 100 | ||
2 | ኡሁ | 1 ደረጃ | ብቁዕሪ | 20 | ||
3 | ፕላስተር ረጉድ | ብቁዕሪ | 20 | |||
4 | ኣቃፊ በዓል ብረት | ብቁዕሪ | 50 | |||
5 | ኮምፒተር ቐለም | 05A | ብቁዕሪ | 30 | ||
6 | ስቴፕለር ሽቦ | ብቁዕሪ | 50 | |||
7 | ኮምፒተር ወረቐት | A4 | ደስጣ | 100 | ||
8 | ካኪ ፖስታ | ማእከላይ | ዕሽግ | 10 | ||
9 | እስክሪቢቶ | ባኬት | 10 | |||
10 | ናይ ማሕተም ቀለም | ብቁዕሪ | 10 | |||
11 | መዝገብ | ማስኸላይ | ብቁዕሪ | 10 | ||
12 | ከለር ወረቐት ኮምፒተር | A4 | ብደስጣ | 10 |
እንክተሎም መምርሒ:-
4.እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ካብ ዝተለጠፈሉ ዕለት 12/02/ 2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 14/02/2016 ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ተዓፅዩ ዕለት 15/02/2016 ሰዓት 3፡00 ይኽፈት::
5. ዶክሜንት ብፖስታ ብምዕሻግ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 42 ዕደጋ እንዳመፃኩም ምሃብ ትኽእሉ::
6. ዘሸነፈ ተወዳዳራይ ንኸቅርብ ኦርደር ካብ ዝተወሃበሉ ዕለት ኣብ ዉሽጢ ሓፂር ማዓልቲ ከቅርብ ዝክእል::
7. ኣብ ላዕሊ ዝተጠቐሰ መረዳእታ ተታሓሒዙ ክቕርቡ ኣለዎ::
8. እዚ ናይ ፕሮፎርማ ጨረታ ምልኸታ ከም ዉዕሊ የገልግል::
ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ
ድሕሪት