ቤት ፅሕፈት ማሕበር መቐለ ህንፃ መሳርሒ ዕደጋ ማእኸል ንኦዲተር ብ ፕሮፎርማ አወዳዲሩ ኦዲት ክገብር ስለዝደለየ ተወዳደርቲ በቲ ፕሮፎርማ መሰረት ክትወዳደሩ ይዕድም

1 ናይ 2013ዓ/ም ዝተሓደሰ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ከቅርብ ዝክእል

2 ቲን ናምበር ኮፒ ከቕርብ ዝክእል

3 ቅድሚ ሐዚ ዝሰርሕዎ ናይ ኦዲት ስራሐ ልምዲ ከቕርብ ዝኽእል

4 እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 10/02/2013ዓ/ም ክሳብ 13/02/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ ናብ ቤት ፅሕፈት ማህተም ዝዓርፎ ፖስታ ተዓሺጉ ናብ ቤት ፅሕፈት ኣታዊ ይኸዉን

5 እዚ ማሕበር እዚ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ኣለዎ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0342 41 04 60

ቀዳማይ ወያነ ብሎክ መ -211

ድሕሪት
ጨረታ መደብ