ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ዝኽፈል ንዓባይ ባስን ማእከለዎትን ባሳትን ግልጋሎት ዝዉዕል ካማደርያን ካልኦትን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶብ ፕሮፎርማ ጨረታ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥቅምቲ 4, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 6, 2013 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 6, 2013 4:00 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1በዚ ስራሕ ዘርፊ አዚ ናይ 2012/13ዓ/ም ዝተሓደሰ ስራሕ ፍቓድን መቕረባይነትን ቲን መፍለይ ቁፅሪ ኮፒ ከቕርብ ዝክእል

2ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ ብምጥቃስ ማህተምን ፌርማን ብምግባር ኣብቲ ናይ ቤት ፅሕፈት ዋጋ መምልኢ ጥራሕ ተመሊኡ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ንጨረታ ተባሂሉ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ከእትዉ ይክእሉ

3 እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 03/02/2013ዓ/ም ክሳብ 06/02/2013ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ቅድሚ ቀትሪ ፀኒሑ 4፡00 ይክፈት

4 ቤትፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 14 54

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s