ማሕበር ልምዓት ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቐሱ ኣቅሑት ( Animal Feed meal processing machine single shaft vertical feed mixer ( prodaction capacity above 1000 kg per hour ) ብፕሮፎርማ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መስከረም 26, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 29, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 30, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ሕርሻ መሺነሪ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሱ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 ናይ መቅረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ዝርዝር ካብ ማልት ቤ/ፅሕፈት ቁፅሪ 360 ክወስድ ይክእሉ

6 እቲ ፐሮፎርማ 29/01/2013 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኩሎም ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

7 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰላ ዝተሓለ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 40 69 44

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s