ቢሮ ሰራሕተኛ ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ናይ ሕትመት መሳርሒ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ግዚኢት ክፍፅም ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 22, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 11, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 40.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 11, 2013 9:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ኣቁሑትን
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በቲ መስመር ሕጋዊ ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪ ዘለዎን ዝተሓደሰ መቀራባይ ዘለዎ ክኸዉን ይግባእ

2 ተጫረቲ ዘትሕዝዎ መኸበሪ ጨረታ ብር በ5000 ብጥረ ገንዘብ ፣ ብባንኪ ዝተረጋገፀ መአዘዚ ክፍሊት ቼክ ፣ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ባንኪ ብስፒኦ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተር ኦፍ ክሬዲት ከትሕዝ ዝክእል

3 ንዝተዳለወ ዝርዝር መምርሒ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ ብር 40 ብምክፋል ኣብ ስራሕ ሰዓት በቲ ዝተጠቀሰ ዕለት ክትወስዱ ትክእሉ

4 እቲ ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 10/02/2013ዓ/ም ሰዓት 9፡00 ምስተዓሸገ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረኸበሉ ኣብቲ ዕለት 9፡30 ኣብ ቢሮ ሰራሕተኛን ማሕበራዊ ጉዳይን ክልል ትግራይ ይክፈት

5 ናይ ጨረታ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀናሓሉ ማዓልቲ 60 መዓልታት ይከዉን

6 እቲ ቢሮ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 76 37

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s