ቤት ፅሕፈትን ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ኣብ 2008 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ዝዉዕላ ሞተር ሳይክላት ከምኡዉን ንወረድኡ ኤለክትሮኒክስ አቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ብመሰረት እዚ ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዝግባእ ረ ቋሒ

  1. ናይ 2008 ዓም ዝተሓደሰ በቲ ዘፈር ንግዲ ፍቃድ ዘለዎም
  2. ኣብ 2008 ዓም ዝተሓደሰ በቲ ዘፈር ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርብ ዝክእል
  3. ናይ መለለዩ ቁፅሪ ወይድማ ቲን ነምበር ን ፣ተወሳኪ እሴት ታክስ ወይድማ ቫትን ምስክር ወረቀት ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል
  4. ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2008 ዓም ሒሳብ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእል
  5. ነቲ ዝካየድ ጨረታ መከበሪ ዝዉዕል ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ንሕድሕድ ንሓባር ዒላ 3000 ቅርሺ ንነፍስወከፎም ብጥረገንዘብ ወይድማ ብሲፒኦ ወይዉን ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ቼክ ከትሕዝ ዝክእል
  6. ዝሰዓሮ ንብረት ክሳብ ናይ ዕደጋ ፈፃሚ አካል ብናይ ባዕሉ መጋዕዝያ አጋዓዒዙ ከረክብ ዝክእል
  7. እቲ ጨረታ ተከፊቱ ሰዓራይ ምስተገለፀ ናይ ዝሰዓሮ 10 ሚኢታዊ ኣትሒዙ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል
  8. ሰነድ ጨረታ ካብ 10 ለካቲት 2008 ዓም Â ክሳብ 25 ለካቲት 2008 ዓም ኣብዘሎ ናይ ስራሕ ሰዓትን መዓልትን ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ወልቃይት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንሰን ምምሕዳር ንብረትን እናወሰዱ ሓደ ዋናን ክልተ ቅዳሕን በበይኖም ብፖስታ ዓሺጎም ኣብ ልዕሊ እቲ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ተባሂሉ ተፃሒፉ ኣብ ሓደ ዓብዩ ፖስታ ተዓሺጉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ሽረ እንዳስላሰ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንሰን ምምሕዳር ንብረትን ናብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ከእትዉ ኣለዎም
  9. እቲ ናይ ኤለክትሮኒክስ ጨረታ 25 ለካቲት 2008 ዓም ሰዓት 4፡00 ናይ ንግሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 4 ፡30 ይክፈት
  10. ናይ ሞተር ሳይክል ጨረታ 25 ለካቲት 2008 ዓም ሰዓት 8፡00 ናይ ንግሆ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 8 ፡30 ይክፈት
  11. ተጫረቲ ወይከዓ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
  12. እቲ ቤት ፅሕፈት ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይንድማ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0914498497 /0932341634 /0913870684 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7192)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s