ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2013ዓ/ም ዝተፈላለዩ ሕትመታት ንወረዳታትን ከተማታትን ቢሮታትን ኣጎልግሎት ዝዉዕል ንምሕታም ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሐትም ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መስከረም 15, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 28, 2013 08:30 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መስከረም 28, 2013 09:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 በዚ ዘፍር ናይ ዘበኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ብቅዳሕ ዘቅርብ

2 ወረቀት ምስክር መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ብቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑን ወረቀት ምስክር ከቅርቡ ዝክእሉን ከምኡ እዉን ናይ ወርሒ ጉንበት 2012ዓ/ም ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሳብ ዝገበርሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 በቲ ዘፍር ኣብ መቅረባይነት ዝተመዝገቡ ምካኑን ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ወረቀት ምስክር ዋናን ሓደ ቅዳሕን ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ኣብቲ ጨረታ ሳዓራይ ዝኮነ ተወዳዳራይ ዝሰዓሮ ናይ ዝተፈላለዩ ዓይነት ሕትመት ዉዕሊ ካብ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 3 ወርሒ ናብቲ ቢሮ መኽዘን ክፍሊ ብናይ ባዕሉ መጋዓዝያ ብፅሬትን መጠንን ከቅርብ ዝክእል

6 መወዳደሪ ሰነድ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ትካል ሽም ኣድራሻ ማህተምን ፌርማን ክህልዎ ኣለዎ

7 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ቅርሺ እናከፈሉ ካብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 2-19/2-01 ካብ 14/01/2013ዓ/ም ክሳብ 28/01/2013ዓ/ም ኣብ ስራሕ ሰዓት ብኣካል ብምቅራብ ክዕድጉ ይክእሉ

8 ተጫሬቲ መኸበሪ ዉሕስና ጨረታ15,000.00 ቅርሺ ብሽም ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ብስፒኦ ወይ ድማ ብሰርቲፋይድ ቼክ ወይ ድማ ብጠረ ገንዘብ ናብ ዝተዳለወ ናብቲ ቢሮ ሳንዱቅ ጨረታ ወይ ድማ ጨረታ ቅድሚ ምክፋቱ ከቅርቡ ዝክእሉ

9 እቲ ጨረታ 28/01/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ክልል ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 2-19 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

10 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ይኵን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 05291 / 0344415152/ ዉሽጢ መስመር227/265

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1048)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (268)
                                                                                    s