ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ማይጨዉ ንቤት ፅሕፈት ሕርሻ ልምዓት ገጠርን ከይዲ ስራሕ ሃፍቲ ተፈጥሮ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ህንፃ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ንታሕቲ ዘለዎ ረቋሕታት ክተማልኡ እትክእሉ ሕጋዉያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም
  1. ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ናይ 2008 ዓም፣ ተወሳኪ እሴት ታክስ ፣መለለዩ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም
  2. Â ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት
  3. ናይ ወርሒ ታሕሳስ ሒሳብ ዝገበርኩምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ
  4. Â ሰነድ ጨረታ መዐደጊ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ኬዝ ቲም ዕደጋ ክፍሊ ቁፅሪ 10 ካብ 7 ለካቲት 2008 ዓም ጀሚሩ ምዉሳድ ይከኣል
  5. Â Â ጨረታ ዝክፈተሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን 22 ለካቲት ታሕሳስ 2008 ዓም ሰዓት 4 ፡30 ቅድሚ ቀትሪ ኮይኑ ተጫረቲ ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ተዝርከቡ ተመራፂ ይከዉን
  6. Â ዝምለስ መከበሪ ጨረታ ዉሕስና ቢድ ቦንድ 5000 ቅርሺ ብጥረገንዘብ ወይድማ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ ከትሕዙ ዝክእሉ
  7. Â ሰነድ ጨረታ ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ዋናን ቅዳሕን ብንፁር ናይ ሓደን ጠቅላላን ዋጋ መሊእኩም ክሳብÂ 22 ለካቲት 2008 ዓም ሰዓት 4 ፡00 ቅድሚ ቀትሪ ናብቲ ሳንዱቅ ጨረታ ክተእትዉ ይግባእ
  8. Â ሰነድ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉን ኣብ ነፍስወከፍ ገፅ ድማ ማሕተምን ፊርማን ክህልዎ ይግባእ
  9. Â ተጫረቲ 10 ሚኢታዊ ካብ ጠቅላላ ዋጋ ናይቲ ኣብ ጨረታ ዝሰዓርዎ ብምትሓዝ ጨረታ ምስዓሮም ካብ ዝፍለጠሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር ብዝተኣዘዘ ዝርዝርን በዝሕን ሰነድ ጨረታ መሰረት ከረክቡ ዝክእሉ
  10. Â እቲ ቤት ፅሕፈት ካብ ዝቀረቡ ዝርዝር ዓይነት ንብረት ክሳብ 20 ሚኢታዊ ወይ ክዉስክ ወይከዓ ክቅንስÂ ይክእል
  11. Â እቲ ቤት ፅሕፈት እዚ ጨረታ ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

እቲ ንብረት ዝረገፈሉ ቦታ ድማ ጣብያ ማይዓፅሚ ምካኑ ንሕብር

ንተወሳኪ ሓበሬታ 0346680319 /0346680276/ 0346280336ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1045)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4459)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (508)
            • ህንፃ መሳርሒ (7189)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1830)
                      • ምግብን መስተን (514)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (87)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (578)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s