ቤት ማዘጋጃ ክፍለ ከተማ ሰሜን ንጠቅላላ ግልጋሎት ቤት መዘጋጃ ክ/ከ/ሰሜን ዝዉዕል መኪና ክራይ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 9, 2013 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 12, 2013 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 12, 2013 3:02 ቅ/ሰዓት
  • መኪና ክራይ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ኣብ ፕሮፎርማ ሰነድን ፖስታን ማህተም ዘለዎ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 11/01/2013ዓ/ም ሰዓት 11፡00 ከቅርቡ ኣለዎም

3 ተወዳደርቲ ንግዲ ፍቃድ ቲን ቁፅሪን መረዳእታ ናይ መቅረባይነት ካርድ ዝሓደሱ መረዳእታ ዘቅርቡ ክኮኑ ኣለዎም

4 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 12/01/2013 ሰዓት 3፡00

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s