ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ኣብ ክ/ከተማ/ቀ/ወያነ ዝርከቡ ናይ ኣብያተ ፅሕፈት ሴክተራት ን 2013ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ናይ ስፒኦ ዋጋ 3,000.00 ቅርሺ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 20, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 6, 2013 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 7, 2013 9:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይዚ ዘበን ግብሪ ዝኮፈሉ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ ፣ኣብ መቅረብቲ ዝተመዝገበሉ መረጋፂ ዘቅርብን፣ ናይ ቫት መወዳእታ ሪፖርትን ብትካሎም ዝወፀ ኣካዉንት ናምበር ዘቅርቡ

2 ዝተዓሸገ ፖስታ ገይሮም 1 ኦርጅናል ዶክመንት 2ተ ፎቶ ኮፒን ከቕርብ ዝኽእሉን ናይ ትካሎም ማህተም ዝዓረፈ ፖስታ ዘቅርቡ

3 ሰነድ ጨረታታ መዐደጊ 50.00 ቅርሺ

4 ጨረታ ዝዕፀወሉ ምልክታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ 06/01/2013ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ይክፈት

5 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሓሸ መማረፂ እንተሪኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

6 ኣድራሻና ኣብ ክ/ከተማ 1ይ ወያነ ቤት /ፅ/ት ት/ፋይናንስን ከባ ጅብሩክ 1ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 14 እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 51 23 /09 37 02 35 98

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s