ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሱ ዓይነት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሕን ፣ ናይ ፈርኒቸር ኣቅሑት ፣ ዝተፈላለዩ ዓይነታት ጎማን ናይ መኪና ፣ ዝ/ዩ መፃሕፍትን ናይ ቆልዑት ፣ ሞተር ሳይክላት ብጨረታ አወዳዲራ ክትገዝእ ትደሊ

1 ናይ ዘመኑ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይነት መፍለይ ቁፅሪ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ቫት ተመዝጋቢን ናይ ሰነ ቀርሒ 2012ዓ/ም  ቫት ዲክለር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቕርቡ ዝክእሉ

4 ናይ መቅረባይነት ምዝገባ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ናይ ጨረታ መኸበሪ 10,000.00 ብቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ሽም ብስፒኦ ከትሕዙ ዝኽእሉ

6 ዝርዝር ናይ ጨረታ ሰነድ ስፔስፊኬሽን 50 ብር ሓምሳ ብምኽፋል ካብ ማልት ቤ/ፅሕፈት ቁፅሪ 430 ክወስድ ይክእሉ

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ፋይናንሻልን ቴክኒካልን ዶክመንት ማሕተም ገይሮም ሓደ ኦርጀናል ሓደ ኮፒ ነንበይኑ ብፖስታ ብምፍላይ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ 07/12/2012ክሳብ 25/12/2012ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝርከብ ሳንዱቅ ጨረታ ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ

8 እቲ ጨረታ 25/12/2012 ዓም ሰዓት 8:30 ተዓፅዩ ሰዓት 9፡00 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ኩሎም ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

9 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ እቲ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰላ ዝተሓለ እዩ

6 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344 40 69 44

ድሕሪት
ጨረታ መደብ