ኮምሽን ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ስፔር አወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ነሓሰ 2, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ነሓሰ 6, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ነሓሰ 6, 2012 04:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ ዓመት ግብሪ ዝኸፈሉን መረዳእታ ዘቅርቡ

2 ናይ መቅረባይነትን ግልጋሎ ወሃበይነትን ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርተፊኬር ቲን ናምበር ፈቃድ ከቅርቡ ዝኽእሉ

4 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 01/12/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 06/12/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይካኣል

5 ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 65 77

ድሕሪት
ጨረታ መደብ