ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ዘሎ ናይ መኪና ባትሪ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ካብዚ ቐፂሉ ዘሎ መስፈርት እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተቕርቡ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሰነ 12, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 16, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ሰነ 16, 2012 04:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ብዘርፊ ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ኮፒ

2 ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርተፊኬት ቲን ቁፅሪ ዝሓዘ

3 ቫት ተመዝገብቲ እንተኾንኩም ናይ ቫት ሰርተፊኬት ኮፒ ዘቅርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ኽከዉን ኣለዎ

4 ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሓሉ ጊዜ 12/10/2012ዓ/ም ክሳብ 16/10/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ናይ ቅ/ሰዓት ይኸዉን

5 ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኩን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 5 56

ድሕሪት
ጨረታ መደብ