ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ንዳ/ዳ ምድላዉ ትልምን ክትትልን ገምጋምን ታ.ቁ 4-03103 ኣ.ኣ ሞዴል HZJ 105 ካብ መደበኛ በጀት ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑትን/ ብርጅስቶን ጎማ ምስ ካለመደርያን ፊላፕን05/ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሰነ 9, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 10, 2012 8:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 11, 2012 9:00 ቅ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ናይ 2012 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ በቲ ዘርፊ ዘለዎ

3 ናይ ግበሪ ከፈላይ ቁፅሪ ቲን

4 2% withholding tax ክከፍል ዝኽእል

5 ናይ መቕረባይነት ምስክር ወረቀት 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ከቕርብ ዝክእል

6 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 10/10/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡00 ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ቢሮ ቁፅሪ 2-19 ይክፈት

7 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 52 91 /03 44 41 51 52

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s