ኤጀንንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክለል ትግራይ ንኤጀንሲ ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ስፔር ፓርት ብጨረታ አወዳዲሩ ከዕድግን ክስርሕን ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 25, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 9, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3000.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ የካቲት 9, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ
  1. ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድን ዝተሐደሰ 2008 ዓ/ም ክተቅርቡ አለኩም
  2. ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ዝተመዝበኩምዎ TIN ሰርተፊኬት ክተቅርቡ አለኩም
  3. ቫት ዝተመዝገብኩምሉ ሰርተፊኬት ናይ ወርሒ ታሕሳስ 2008 ዓ/ም ዴክሌር ዝገበርክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ አለኩም
  4.  ናይ መቅረባይነት ሰርተፊኬት ሐዱሽ ካብ ጥሪ 1/2005 ዓ/ም ዝተመዝገብኩም
  5.  ጨረታ ሰዓርቲ ሰዓራይ ምዃንኩም ካብ ዝተገለፀልኩም አብ ዉሽጢ 5 መዓልቲ ዉዕሊ ብምእሳር ዝሰዓርኩምዎ ንብረት አብ ዉሽጢ 10ተ ተከታታሊ ማዓልቲ አብ ዘይበልፅ ንብረት ብመጠንን ብፅሬትን አታዊ ክትገብሩን ናይ ዘሸነፍክምዎ ንብረት መፅዓንን መራገፍን ብናይ ባዕልኩም ወፃኢ ከም ዝኮነ ክትፈልጥዎ ይግባእ
  6. መወዳደሪ ደኩሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ እቲ ኮፒ እተቅርብዎ ብግልፂ ዝረአ ክከዉን አለዎ ሽምን አድራሻን ዘለዎ አብ ሕድሕድ ገፅን ኢንቨሎፕ ናይቲ ትካል ማህተምን ፊርማን ክህልዎ አለዎ
  7.  ተጫረቲ ዘይምለስ ንሕድሕድ ሎት 50.00 /ሓምሳ ብር/ እናከፈልኩም ካብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋ/ንብ/ምም/ር ካብ 24/05/2008 ዓ/ም ክሳብ 09/06/2008 ሰዓት 8:30 ናይ ቀትሪ ብዝተዓሸገ ኢንቨሎፕ ናብ ዝተዳለወ ናይ ጨረታ ሳንዱቅ ምእታዉ ትክእሉ
  8.  ናይ ጨረታ ዉሕስና መክብሪ 3000 CPO ከትሕዙ እትክእሉ
  9.  ተጫረቲ ቫትን ዊዝ ሆልዲንግ አብ ቢሮ ተቆሪፁ አታዊ ዝግበር ምዃኑ ብተወሳኪ ቫት ዝተመዝገብኩም ዝሰዓርክምዎ ንብረት ድምር ልዕሊ ብር 5000 እንተኮይኑ ኤጀንሲ ቫት ዝቆርፅ ምኻኑ ክፈልጡ ይግባእ
  10.  እቲ ጨረታ ዕለት 09/06/2008 ዓ/ም ሰዓት 8:30 ናይ ቀትሪ ተዓሺጉ በቲ ዕለት 9:00 ሰዓት አብ ኤጀንሲ ምርግጋፅ ብቅዓት ሙያ ክልል ትግራይ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪሉ አብ ዝተረከበሉ ይክፈት
  11. ኤጀንስና ዝሐሸ መማረፂ ተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ ኮይኑ 20% ምውክን ምቅናስን ዝክእል ምኻኑ ነፍልጥ

ዝበለፀ ሐበሬታ ቀበሌ 17 ጥቃ ገብረኤል ቤተ ክርስትያን ዕዳጋ ብዕራይ ስልኪ ቁፅሪ 0342415092

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1049)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4463)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2987)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (741)
                                                              • መሸጣ (1184)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8593)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (268)
                                                                                    s