1 ማሕተም ዝዓረፎ ፖስታ
2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 20/09/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30
3 ተወዳደርቲ ናይ ናይ መቅረባይ ዝርዝር ዝተመገበን ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቕርቡ አለዎም
4 ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም
5 ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 21/09/2012ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ይኽፈት
6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ
7 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 84 37
ድሕሪት