ትካልና ኮምሽን ኢንቨስትመንት ሰደድን ዳ/መ/ፕሮሞሽን ዕድላት ፣ ፀጋታትን መተባብዒታትን ኢንቨስትመንት ክልል ትግራይ አመልኪቱ ዝተደለወ በራ ፅሑፍ ከምኡ እዉን ቢዝነስ ካርድ ከሐትም ስለዝሰለየ ሕጋዉያን መቅረብቲ ዝኾንኩም በዚ ዝስዕብ ነፃላ ዋጋ ብምምላእ ክትወዳደሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጉንበት 13, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጉንበት 14, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጉንበት 14, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ ዘመኑ ዘሐደሰን

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፀሪ ቲን ሰርተፊኬት ከቕርቭ ዝክእል

3 ንተወሳኺ እሴት ታክስ ቫት ዝተመዝገበ

4 መቕረባይነት ዝተመዝገበ ምኸኑ ሕጋዊ ምስክር ወረቐት ከቕርብ ዝክእል

5ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 12/09/2012 ክሳብ 09/09/2012ለዓ/ም ሰዓት 04፡00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 04፡30ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዘተረከብሉ ይክፈት

6 ተጫረቲ ዝመልእዎ ዋጋ ቫት ዝሓወሰ ክኸዉን ተዘይኮይኑ ቫት ከምዝሓወሱ ይዉሰድ

7ኮሚሽና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 98 16

ድሕሪት
ጨረታ መደብ