ኣብ ከተማ ራማ ዝርከብ መባእታዊ ሆስፒታል ብርሽዋ ዝተፈላለዩ መድሓኒትን ፣ ናዉቲ ሕክምናን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

1 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

2 ዝተሓደሰ መቕረባይነት ዘለኩም

3 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ ዘለኩምን ኣብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮንኩም ዋናን ቅዳሕ መረዳእታ ዘቅርቡ

4 ተጫረቲ እቲ ሆስፒታል ብዘቀመጦ ዝርዝር ረቃሒ ዋና ዝሓዘ  ሰነድ ጨረታ 100 ቅርሺ ብምክፋል እቲ  ጨረታ ካብዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 27/09/2012ዓ/ም ካብ ቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ መደበር ፋርማሲ ምዉሳድ ትክእሉ ኢኩም

5 ቅድሚ ሳንዱቕ ጨረታ ምክፋቱ መኸበሪ ጨረታ 10,000.00  ብባንኪ ብዝተረጋገፀ ሰርቲፋይድ ለተር ማለት አዉን ስፒኦ ወይ ድማ ብባንኪ ብዝተረጋገፀ መአዘዚ ቼክ ከተትሕዙ እትክእሉ

6 ተጫረቲ ኣብ ትመልእዎ ዋጋ ናይ ትካልኩም ማህተምን ፌርማን ኣድራሻን ክዓርፎ ኣለዎ

7  ሰዓራይ ዉዕሊ ምስኣሰረ ነቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 7ተ መዓልቲ ከቅርብ ዝክእል

8 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚኢታዊ ናይ ምቅናሰ ወይ ናይ ምዉሳክ መሰሉ ዝተሓለወ እየ

9 እቲ ጨረታ 27/09/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት  ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኮልቶም ብዘይ ምሕላዎም ከይዲ ጨረታ ኣይተኣጋጎልን

10 እቲ ሆስፒታል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 45 55 05 52 /09 43 70 29 07

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4461)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (510)
            • ህንፃ መሳርሒ (7193)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2985)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (93)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (360)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (831)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s