መበእታዊ ሆስፒታል ሃ/ሰላም ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ንክትጫረቱ እትደልዩ ነጋዶ ክትጫረቱ ንዕድም መበእታዊ ሆስፒታል ሃ/ሰላም ንበጀት ዓመት 2012ዓ/ም ግልጋሎት ዝዉዕል ንብረትን መድሓኒትን ናዉቲ ሕክምና ብግልፂ ጨረታ ክንዕድግ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም

ሰነድ ጨረታ ትካልና መፂእኩም ዝርዝር ናይቲ ንብረትን ናዉቲ ሕክምናን ዝሓዘ ሰነድ ብር 50 ዘይምለስ ብምክፋል ካብ መ/ ሆስፒታል ሃ/ሰላም ዕደጋ ፋይናንስ ንብረት ም/ር ቢሮ ቁፅሪ 48 ቀሪብኩም ካብ ዕለት 15/08/2012ዓ/ም ጀሚሪኩም ክሳብ ዕለት 30/08/2012ዓ/ም ጀሚርኩም ክሳብ ዕለት 30/08/2012 ሰነድ እናመፃእኩም ሰነድ ክትወስዱ ከም እትክእሉ እናገለፅና ተጫራታይ እዞም ቀፂሎም ዘለዉ ዝርዝር ነጥብታት ከማልኡ ዝግበኦም ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ዝተሓደሰ ኮፒ ምቅራብ

1 ዝተመዝገበሉ መለለይ ካርድ/ ቲን ናምበር ምቅራብ

2 ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ / ቫት ምስክር ወረቀት ተቅረቡ

3 መቅረባይ ምስክር ወረቀት ተቅርቡ

4 ናይ ወርሒ የካቲት 2012ዓ/ም ዲክለሽን ዝክፈለሉ ከቅርብ ዝክእሉ

5 ዝመልአዎ ሰነድ ጨረታ ቫት ሓዊሱ ክምላእ ኣለዎ ቫት እንተዘይ መሊኦም ቫት ከምዝሓወስሉ ተገይሩ ዝዉሰድ ምኻኑ

6 ተጫረቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ሰነድ ጨረታ ካብ መባእታዊ ሆስፒታል ሃ/ሰላም ዕደጋን ፋይናንስን ም/ር ቢሮ ቁፅሪ 48 ብምዉሳድ ብክልተ ብዝተዓሸገ ኢንቮሎፕ ኦርጅናል ነበይኑ ኮፒ ንበይኑ ናብቲ ሰነድ ጨረታ መእተዊ ዝተዳለወ ሳፁን የእትዉ

7 ናይቲ ጨረታ መኸበሪ ብር ንሎት 1 ናዉቲ ሕክምና 3000 በቲ ዕለት እዋን ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከተትሕዙ /ከተቅርቡ ትክእሉ

8 እቲ ዝተዳለወ ሳጡን ጨረታ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 15/08/2012ዓ/ም ክሳብ 30/08/2012ዓ/ም ክሳብ ሰዓት 8፡00 ድሕሪ ሰዓት ክፈቲ ኮይኑ ይፀንሕ በቲ ዕለት ሰዓተ 8፡00 ድ/ሰዓት ይሽዐግ

9 ጨረታ ዝክፈተሉ ቦታ መበእታዊ ሆስፒታል ሃ/ሰላም ዕ/ፋ/ንብረት ምምሕዳር ኮይኑ ዕለት 30/08/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡30 ተጫራታይ ወይ ሕጋዊ ወኪል ኣብ ዝተረከብሉ ይኸዉን ባዕሎም ወይ ሕጋዊ ወኪል ብዘይምህላዉ ምክፋት ጨረታ ኣይተኣጋጎልን

10 ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ  ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 43 39 04 70

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
  • ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (58)
    • ኮንስትራክሽን (1047)
      • ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (4462)
        • ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (256)
          • ሕርሻ (512)
            • ህንፃ መሳርሒ (7194)
              • ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (1689)
                • ምምካር (180)
                  • ትምህርቲን ስልጠና (199)
                    • ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (1832)
                      • ምግብን መስተን (515)
                        • እግድ (40)
                          • ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (77)
                            • ፈርኒቸር (1283)
                              • ጠቅላላ ስራሕቲ ኣገልግሎት (86)
                                • ውህብቶን ውፅኢት ኢደ ጥበብ (4)
                                  • ጥዕና (266)
                                    • ናገዛ ኣቁሑት (88)
                                      • ኢንሹራንስ (4)
                                        • ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (288)
                                          • መሬትን ሊዝን (59)
                                            • ፅገና (833)
                                              • ናይ ሕክምና ኣቁሑት (426)
                                                • መዓድንን ናይ ተፈጥሮ ሃፍትን (21)
                                                  • ናይ ቢሮ አቁሑትን ፅሕፈት መሳሪሕን (2986)
                                                    • መዐሸጊን መጠቅለሊን ወረቀት (6)
                                                      • ምስሊን ቀረፃን (23)
                                                        • ስራሕቲ ሕትመት (1658)
                                                          • ስራሕቲ ምልላይ (83)
                                                            • ክራይ (737)
                                                              • መሸጣ (1182)
                                                                • ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (94)
                                                                  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (8589)
                                                                    • ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን (361)
                                                                      • መሳሪሕታት ቴሌኮሙኒኬሽን (25)
                                                                        • ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (832)
                                                                          • ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (360)
                                                                            • ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (579)
                                                                              • መኽዝን (33)
                                                                                • ዕንፀይቲን ስራሕቲ ዕንፀይቲ (237)
                                                                                  • ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (267)
                                                                                    s