ንኮሌጅ ፖሊስ ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝዉዕል ደቀቅቲ ናይ ፅርየት መሳርሒ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 15, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 20, 2012 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 20, 2012 8:02 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎምን ናይ 2012ዓ/ም ግብሪ ዝኸፈሉን መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉን

2 ናይ መቅረባይነትን ግልጋሎት ወሃባይነትን ዝተሃደሰ ፍቃድ ከቅርቡ ዝኽእሉ

3 ናይ ግብሪ ከፋሊ ምዝገባ ሰርተፊኬት ቲን ናምበር ፍቃድ ከቅርቡ ዝኽእሉ

4 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14/08/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 20/08/2012ዓ/ም ሰዓት 8፡00 ቀትሪ ኣብ ዘሎ ግዜ ምቅራብ ይካኣል

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 42 02 83

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s