ኣበርገለ ዓለም ለኸ ል/ሃ/እንስሳት ሓ/ዝ/ዉ/ማሕበር ኣብ ወረዳ ጨርጨር ጣብያ ሓዲስቅኝ ፍሉይ ሽሙ ሶሊንኣብ ዝተባሃለ ናይ ሕርሻ ቦታ ናይ 33 ሄክታር ሓፁር ፣ መዕረፊ ዋርድያታትን መዕረፊ ሰራሕተኛታትን ማለት እዉን ፣ ጠቅላላ ዝሕፀር ቦታ ን 33 ሄክታር ብኦምን ጋብየንን ፣ በቢ ክልተ ሜትሮ ርሕቀት ናይ ሓፁር ጉድጋድ ምኹዓት ፣ ዝኾዓት ጥልቀት ጉድጋድ 0.5 ሜትር ጎኒ ጉድጋድ ጥልቀት 0.5 ሜትር ጉኒ 0.5 ሜትር፣ በትካል ዝቀረበ ባህርዛፍ ኦም ኣናቆረፅካ ምትካል ፣ ብትካል ዝቀረበ ጋብየን ሓፁር ምሕፃር ፣ ኣብ ኣርባዕ ማእዝን ናይቲ ሳይት 2 ሜትር ብ3 ሜትር ናይ ዋርድያ መዕረፊ ጠቅላ 4ተ ቆርቆሮ ምስራሕ ፣3ተ ክፍሊ መዕረፊ ሰራሕተኛታት 3 ሜትር ብ 4 ሜትር ቆርቆሮ ብቆርቆሮ ምሰራሕ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ መጋቢት 30, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 15, 2012 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 15, 2012 10:00 ደ/ሰዓት
  • ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎ

2 ተመዝጋቢ እሴት ታክስ ቫት ዝኾነ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ካርድ ዘለዎ

4 ንጨረታ መኸበሪ ብር 10000.00 ብጥረ ገንዘብ ከቅርብ ዝኽእል

5 ንሓደ ናይ ጨረታ ዶክመንት ብር 50 ከፊሉ ዝወስድ

6 ሰነድ ጨረታ ዝሽየጠሉ ካብ ዕለት 30/07/2012ክሳብ ዕለት 15/08/2012ዓ/ም

7 ሳንዱቅ ጨረታ ዝዕሸገሉ 15/08/2012 ሰዓት 8፡00 ተዓፀዩ ሰዓት 10፡00 ይክፈት

8 ትካልና ዝሓ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኺ ሓበሬታ 03 44 40 28 45 +251914043076 +251614314506

ድሕሪት
ጨረታ መደብ