ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክ/ከተማ ዓይደር ንቤት ፅሕፈት ሓለዋ ጥዕና ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሕክምና ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲርና ክንዕድግ ስለዝደለና ንክትወዳደሩ ንዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 29, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 1, 2012 03:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሚያዝያ 1, 2012 03:32 ቅደሚ ሰዓት
  • ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ማሕተም ዝዓረፎ ፖስታ

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ እቲ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 28/07/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 30/07/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30

3 ተወዳደርቲ ናይ ናይ መቅረባይ ዝርዝር ዝተመገበን ቲን ቁፅሪ መረዳእታ ከቕርቡ አለዎም

4 ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ናይ ዘመኑ ግብሪ ዝከፈልኩም

5 ፕሮፎርማ  ዝክፈተሉ  ዕለት 01/08/2012ዓ/ም ንጉሆ ሰዓት 3፡30 ይኽፈት

6 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ጨረታ ብክፋል ወይ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

7 ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 41 84 37

ድሕሪት
ጨረታ መደብ