ኣብ ዋና ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ ነዞም ኣብ ታሕቲ ተዘርዚሮም ዘለዎ ናይ ቤት መዛገጃ ከተማ መቐለ ዝኮና ናይ ሕትመት ስራሕቲ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 4, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 8, 2012 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 8, 2012 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ሕትመት ስራሕቲ
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ቲን ናምበር

2 ማሕተም ዝዓረፍሉ ክኮዉን ይግባእ

3 ተወዳደርቲ እትጫረትሉ ዋጋ ካብ ቢሮና ብዝወሰድክምዎ ቅጥዒ ብናይ ባዕሉኩም መሊእኩም ከተቕርቡ እትክእሉ

4 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 03/07/2012ዓ/ም ክሳብ 08/07/2012ሰዓት 3፡00 ኣብ ዘሎ ግዜ

5 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 08/07/2012 ሰዓት 03፡00 ተዓፅዩ ሰዓት 03፡30 ይክፈት

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 41 81 37

ድሕሪት
ጨረታ መደብ
s