ኤጄንሲ መረኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2012ዓ/ም ናይ ዉሽጢ ግብን ዙርያን ዘሎ ቦታ ተክሊን ሳዕሪን ናይ ምልማዕ ስራሕቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

1 ብስራሕቲ ሓምለዋይ ልምዓት ሕጋዊ ፍቃድ ዘለኩም

2 ናይ 2012ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድን መቕረባይነት ዘለኩም

3 ናይ ግብሪ ከፈላይ መፍለይ ቁፅሪ ቲን መረዳእታ ከተቕርቡ እትኽእሉ

4 ቫት ዝተመዝገብኩምን ናይ 2012ዓ/ም ናይ ወርሒ ጥሪ ቫት ዲክለር ዝገበርኩምን

5 ተጫረቲ በቲ ዝቀረበ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን መሰረት መሊኡ ከቅርብ አለዎ

6 መቕረብቲ ካብ ዕለት 02/07/2012ዓ/ም ክሳብ ዕለት 16/07/2012ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ዘይምለስ 50 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ኣብ ዝተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይከኣል

7 መኸበሪ ጨረታ ብር 6000.00 ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቀድሚ እቲ ፖስታ ምኽፋቱ ከትሕዙ አለዎም

8 ጨረታ ዝዕሸገሉ ዕለት 17/07/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4፡30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወኮልቶም ኣብ ዝተረኸበ ይኽፈት

9 ተጫረቲ ወይ ወኮልቶም እንተዘይተረኪቦም እቲ ጨረታ ንምክፋት ዝዓግቶ የለን

10 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ መዓልቲ እቲ ጨረታ ካብ ዝተኸፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን 45 መዓልቲ እዩ

11 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 42 40 63 80

ድሕሪት
ጨረታ መደብ